ኣብ ግዜያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ቤት ፅሕፈት ፕሬዝደንት ዳይሬክቶሬት ዕደጋ ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረትን ኣገልግሎት ዝረክቡ ኣብያተ ፅሕፈት ካብኔ ሴክተሪያት አገልግሎት ዝዉዕሉ አቅሑት ኤሌክትሮኒክስ ማለት እዉን ኮምፒተር: ላፕቶፕ : ፕሪንተርን ወዘተ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ርእሰ ምምሕዳር ክልል ትግራይ

1 በዚ መሰረት አብዚ ክትወዳደሪ እትደልዩ ነጋዶ ብመሰረት ዘፈር ንግድኩም ናይዚ ዘበን ዝተሐደሰ ሕጋዊ ፍቃድ ንግዲ ዘለኩም : መለለይ ቁፅሪ ከፋሊ ግብሪ ማለት እዉን ቲን ናምበር ክተቅርቡ እትክእሉ : ተመዝጋቢ ተወሳኪ እሴት ታክስ ማለት እዉን ቫት ምኮንኩም መረዳእታ ዘለኩም እዚ ግልፂ ጨረታ ካብ ዝተቃለሐሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ናይ ስራሕ ሰዓት ክሰብ 9/5/2016 ዓም ሰዓት 11:30 አብ ዘሎ ግዘ ዝርዝር መምርሒ ሰነድ ጨረታ ካብ ዳይሬክቶሪት ዕደጋ ፋይናንስ ምምሕዳርን ንብረትን ሳልሳይ ደብሪ ቢሮ ቁፅሪ 19 ዘይምለስ 200 ቅርሺ ሰነድ ኤሌክትሮኒክስ ከፊልኩም ብምዉሳድ ክትጫረቱ ንዕድም

ንዝበለፀ ሐበሬታ 0344406451

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo