The Afar N.R.S Urban Housing development and construction bureau invite wax-sealed bids from eligible contractors for furnishing the necessary labor, material & equipment for the construction of POLICE STAFF RESIDENCE

ኤጄንሲ ማዕድንን ኢነርጅን ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተጠቐሰ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ኣቅሑት ፕሮፎርማ ምልክታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደሊ ክትወዳደሩ ይዕድም

ብቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ ናይ ልምዓት ሕርሻን ሓላ ስነ ከባብን መዓድንን ኢነርጅን ቤት ፅሕፈት ከተማ መቐለ ንሓሙሽተ ክፍለ ከተማታት ማለት እዉን ናይ ኹሓ ፣ ሓድነት ፣ ዓይደር ፣ ሓወልቲን ፣ ሰሜንን ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ መዳበርያ ዱኩዒ ንምጉዕዓዝ ናይ ትራንስፖርትን መፅዓንን መራገፍን ሕጋዉያን ነጋዶ ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ካብ እንደርታ ዩኔን መደብር ናብ ዝተፈላለዩ ቦታታት ክጉዓዓዝ ስለዝደለየ በዚ ዘርፊ ፍቃድን ሊቭረ ዘለኩምን ነጋዶ ንክትወዳደሩ ቤት ፅሕፈትና ይዕድም

ብቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ ንቤት ፅሕፈት ፍትሒ ከተማ መቐለ ግልጋሎት ዝዉዕል ሕትመት ካብ ሕጋዉያን ነጋዶ ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ከዕድግ የደሊ

ቤት ፅ/ት ቤት ምኽሪ ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘረ ናይ መኪና ስፔር ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክዕድግ የደሊ

ኣብ ኢንተርፕራይዝ ስራሕቲ መንገዲ ክልል ትግራይ መለስ ኣካዳሚ መንገዲ ህንፀት ፕሮጀክት ንዝተፈላዩ ናይ ዝተፈላለዩ ኣቅሑት ( other construction ) string ገመድ በዓል4ሚሜ በዝሒ 20 ፣ ናይ ሰጌቶ ምላጭ በዝሒ 100 ፣ ከም ሽቦ ችፑድ ፋይዘት ሚስማር አወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ ቲን ናምበር ዘለኩም ኣብ ናይ መቅረብቲ ሕጋዉያን ነጋዶ ዝተመዝገብኩም ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድም

ኣብ ኢንተርፕራይዝ ስራሕቲ መንገዲ ክልል ትግራይ መለስ ኣካዳሚ መንገዲ ህንፀት ፕሮጀክት ንዝተፈላዩ ናይ ዝተፈላለዩ ኣቅሑት (small tools)፣ ፣ አወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ ቲን ናምበር ዘለኩም ኣብ ናይ መቅረብቲ ሕጋዉያን ነጋዶ ዝተመዝገብኩም ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድም

ኣብ ኢንተርፕራይዝ ስራሕቲ መንገዲ ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ተዘርዚሩ ዘሎ ንብረት ናይ ኤሌክትሪካል መቕረብቲ ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክዕድግ

ኣብ ኢንተርፕራይዝ ስራሕቲ መንገዲ ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ተዘርዚሩ ዘሎ ንብረት ናይ ሞልድ መካረይቲ መቕረብቲ ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፣ ሞልድ በዓል 90 ኮምፕሊት ዝኾነ ምስ ሪንግ ሻተርን ካልእ ዘማልእን ንስራሕ ብቀጥታ ዝዉዕል ሞልድ በዝሒ 10 ክሳብ ሰነ 30/2012ዓ/ም

ኣብ ኢንተርፕራይዝ ስራሕቲ መንገዲ ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ተዘርዚሩ ዘሎ ንብረት ኣዘር መቕረብቲ ( Electrod 40፣ pipe 12፣ pipe 12 flat፣ iron34)፣ ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፣