ኣብ ኢንተርፕራይዝ ስራሕቲ መንገዲ ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ተዘርዚሩ ዘሎ ንብረት ናይ ሞልድ መካረይቲ መቕረብቲ ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፣ ሞልድ በዓል 90 ኮምፕሊት ዝኾነ ምስ ሪንግ ሻተርን ካልእ ዘማልእን ንስራሕ ብቀጥታ ዝዉዕል ሞልድ በዝሒ 10 ክሳብ ሰነ 30/2012ዓ/ም

ኢንተርፕራይዝ ስራሕቲ መንገዲ ትግራይ

1 ፕሮፎርማ ዝቐርበሉ ቦታ ደጋፊ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ምምሕዳር ንብረትን

2 ፕሮፎርማ ዝቀርበሉ ጊዜ ክሳብ ዕለት 27/09/2012ዓ/ም ሰዓት 04፡00 ድ/ሰዓት

3 ተወዳዳሪ ኣግባብነት ዘለዎ ዝተሓደሰ ፍቃድ ንግዲ ፣ ግብሪ ከፋሊ መፍለይ ቁፅርን ካሊእ ኣድላይ መረዳእታ ዘቅርብ

4 እቲ ኢንተርፕራይ ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ብክፋል ይኩን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 44 44 16 72

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo