ኣብ ክፍለ ከተማ 1ይ ወያነ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ንናይ ዝተፈላለዩ ኣብያተ ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ሞተር ሳይክላት ግልጋሎት ዝዉዕል ኣቅሓ ክገዝእ ስለዝደለየ ሕጋዉያን ትካላት ክትወዳደሩ ይዕድም

ኤጄንሲ ማዕድንን ኢነርጅን ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተጠቐሰ ናይ ቆጠብቲ እቶናት ባሕላዊ ምድጃ /ብረታ ብረት ስራሕ/ ምርጫዬ በዝሒ 400 ብፕሮፎርማ ምልክታ ኣወዳዲሩ ክጋዕዝ ስለዝደሊ ክትወዳደሩ ይዕድም

ኣብ ቤት መዘጋጃ ክፍለ ከተማ 1ይ ወያነ ቤት ፅሕፈት ከተማ ልምዓት ከይዲ ስራሕ ሓ/ል/ፅባቐ ከተማን ኣብ 2012ዓ/ም ኣብ ክፍለ ከተማ 1ይ ወያነ ብሙሉእ ናይ ፅሬት ስራሕቲ ካብ ገዛ ንገዛን ጎዳናታትን ትካላት ጓሓፍ ምልዓል ፣ ድሬነጅ ፀረጋ ፣ ክፍቲ ቦታታት ፣ ሽንጥሮታት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ከስርሕ ስለ ዝደለየ ሕጋዉያን ነጋዶ ክትወዳደሩ ንዕድም

ኮርፕሬሽን ልምዓት ፓርክታት ኢንዳትሪ ትግራይ ንመኪና ሞዴል 1033udx ኒሳን ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቅሑት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

Ezana Mining Development PLC wants to purchase Proficiency testing program for gold & base metal in mineral exploration sample analysis as per the technical specification under Procurement Reference number EMD /010/2020.

ኣብ ቤት መዘጋጃ ከተማ ዓድዋ ዝርከብ ከይዲ ስራሕ ዝተወዳደ መሰረተ ልምዓት ኣብ በጀት ዓመት 2012ዓ/ም ኣብ ከተማ ዓድዋ ናይ ቤት መዘጋጃ ካብ ዝተረከበ በጀት ኣብ ከተማ ዓድዋ ቀበሌ ደብሪቺ ከባቢ ዓቶሮ ድልድል ንምስራሕ ብደረጃ GC RC 7ተን ልዕሊኡን ትካላት ንግዲ አወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ

ኣብ ቤት መዘጋጃ ከተማ ዓድዋ ዝርከብ ከይዲ ስራሕ ዝተወዳደ መሰረተ ልምዓት ኣብ በጀት ዓመት 2012ዓ/ም ኣብ ከተማ ዓድዋ ናይ ቤት መዘጋጃ ካብ ዝተረከበ በጀት ኣብ ከተማ ዓድዋ ቀበሌ ደብሪቺ ከባቢ ዓቶሮ ድልድል ንምስራሕ ብደረጃ GC RC 7ተን ልዕሊኡን ትካላት ንግዲ አወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ

ኮሌጅ ፖሊ ቴክኒክ ሽረ ኣብ 2012ዓ/ም ሓደ ዓሚቕ ጉድጓድ መስተ ማይ አወዳዲሩ ከስርሕ ስለ ዝደለየ እዞም ቀፂሎም ዝተዘርዘሩ ረቃሕታት እተማልኡን ብናይ ማይ ዃዕቲ ፍቃድ ዘለኩም ኮንትራክተራት ክትወዳደሩ ብክብሪ ይዕድም

ቢሮ ትልምን ፋይናንስን ክልል ትግራይ ኣብ በጀት ዓመት 2012ዓ/ም ሃለቅትን ቆዎምትን ኣቅሑት መሳርሒ ፅሕፈት ብብርኪ ክልል ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ብ መሰረት እዚ ሕጋዉያን ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድም

ቤት ፅሕፈት ልምዓት ምምሕዳር ኣባይቲ ክልል መቐለ ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፀ ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቅሑት ክዕድግ ስለዝደለየ ነዞም ኣቁሑት ክተቕርቡ ትክእሉ ትካላት ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት ኣተሒዙ ክሳብ 02/10/2012 ዓ/ም ሰዓት 8፡30 ፕሮፎርማ ብምምላእ ክትወዳደሩ ይዕድም