ኣብ ኢንተርፕራይዝ ስራሕቲ መንገዲ ክልል ትግራይ መለስ ኣካዳሚ መንገዲ ህንፀት ፕሮጀክት ንዝተፈላዩ ናይ ዝተፈላለዩ ኣቅሑት (small tools)፣ ፣ አወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ ቲን ናምበር ዘለኩም ኣብ ናይ መቅረብቲ ሕጋዉያን ነጋዶ ዝተመዝገብኩም ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድም

ኢንተርፕራይዝ ስራሕቲ መንገዲ ትግራይ

1 እቲ ዝቅመጥ ዋጋ ናይ ሓደ ኣቅሓ ዋጋ ክኸዉን ኣለዎ

2 እቲ ዘሸነፈ ሽዑ ንሽዑ እቲ ንብረት ክረክብ አለዎ

3 ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ከቅርብ ዝክእል

4 እቲ ፐሮጀክት ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ብክፋል ይኩን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

5 ኣድራሻ ቃላሚኖ ሓሊፍካ ኣብ ዝርከብ ናይ መለስ ዜናዊ ኣካዳሚ ካምፓስ ዝስራሕ ዘሎ ህንፃ ዉሽጢ

6 እዚ ፕሮፎርማ ዝፀንሓሉ ካብ 25/09/2012ክሳብ 27/09/2012 ሰዓት 8፡00

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo