ብቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ ናይ ልምዓት ሕርሻን ሓላ ስነ ከባብን መዓድንን ኢነርጅን ቤት ፅሕፈት ከተማ መቐለ ንሓሙሽተ ክፍለ ከተማታት ማለት እዉን ናይ ኹሓ ፣ ሓድነት ፣ ዓይደር ፣ ሓወልቲን ፣ ሰሜንን ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ መዳበርያ ዱኩዒ ንምጉዕዓዝ ናይ ትራንስፖርትን መፅዓንን መራገፍን ሕጋዉያን ነጋዶ ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ካብ እንደርታ ዩኔን መደብር ናብ ዝተፈላለዩ ቦታታት ክጉዓዓዝ ስለዝደለየ በዚ ዘርፊ ፍቃድን ሊቭረ ዘለኩምን ነጋዶ ንክትወዳደሩ ቤት ፅሕፈትና ይዕድም

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ

1 ማህተም ዝዓሮፎ ፖስታ

2 ፕሮፎርማ ዝቀርበሉ እቲ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት 25/09/2012ጀሚሩ ክሳብ ዕለት ዕለት 27/09/2012ዓ/ም ሰዓት 11፡00

3 ተወዳደርቲ ናይ መቕረባይ ዝርዝር ዝተመዝገበሉን ቲን ቁፅሪን መረዳእታ ከቅርቡ አለዎም

4 ናይ ዘመኑ ግብሪ ዝኸፈሉን ንግዲ ፍቃድ ዝሓድስን ናይ መቅረባይነት ዘለዎ

5 ፕሮፎርማ ዝኽፈተሉ ዕለት 28/09/2012ዓ/ም ናይ ንጉሆ ሰዓት 3፡00

6 ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 42 40 87 57

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo