ትካል ኢዛና ማዕድን ልምዓት ኩባንያ ንናይ ሜሊ ወርቂ ማዕድን ግልጋሎት እትዉዕል ሎደር ብዉሰን ጨረታ ቁፅሪ MGP/057/2020 ብዕለት 29/06/2020ዓ/ም/ፈ አወዳዲሩ 6ተ ወርሒ ክካረ ይደሊ ስለዝኾነ ድማ ብቕዓት ዘለኩም ተወዳደርቲ ካብዝይ ንታሕቲ ተዘርዚሮም ዘለዉ መስፈርት ንክትወዳደሩ ትካልና ብኽብሪ ይዕድም

ኣብ ክፍለ ከተማ 1ይ ወያነ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ንናይ ክረምታዊ መደባት ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ከወዳድር ስለዝደለየ ሕጋዉያን ትካላት ክትወዳደሩ ይዕድም

ኣብ ትሕቲ ማሕበር ልምዓት ትግራይ ዝርከብ ማእከል ኢንቨስትመንት ቓላሚኖ ዘገልገለ ዓብይ ናይ ማይ ጀነሬተርን ትራክተርን ጨረታ ኣወዳዲሩ ክሸይጥ ስለዝደለየ ንምግዛእ እትደልዩ ኣካላት ዝስዕቡ ረቃሕታት እተማልዙ ተጫረቲ ንክትወዳደሩ ይዕድም

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ክፍለ ከተማ ሰሜን ንቤት ፅሕፈት ፖሊስ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ባኒ ምቅራብ ግልጋሎት ካብ ሕጋዉያን ነጋዶ ብፕሮፎርማ ኣወዳደዲሩ ግልጋሎት ክረክብ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ክፍለ ከተማ ሰሜን ንቤት ፅሕፈታት ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ኣቅሑት ካብ ሕጋዉያን ነጋዶ ብፕሮፎርማ ኣወዳደዲሩ ግልጋሎት ክረክብ ይደሊ /ወረቀት 80 ግራም 500 ሽት ደስጣ 170 ፣ ቀለም ኦርጅናል 05/

የኢ.ፌ.ዲ.ሪ አየር ሃይል ለሰሜን አየር ምድብ ጠቅላይ መምርያ በ2013 በጀት ዓመት ለምድቡ ኣባላት የሰርቪስ ኣገልግሎት የሚሰጡ ደረጀውን የጠበቀ ሶስት /04/ ባለ 12 ወንበር ደረጃ ኣንድ ሚኒባስ፡ ኣንድ /01/ ባለ 45 ወንበር ኣዉቶብስ እና ሁለት/2/ ባለ 61 ባለ 61 ወንበር ኣውቶብስ በጨረታ ኣወዳድሮ ለኣንድ ኣመት በኮንትራት ለመከራየት ይፈልጋል፡፡ ስለሆነም በጨረታው መወዳደር የምትፈልጉ የዘመኑ ግብር የከፈላቹሁ እና በዘርፉ ላይ የተሰማራችሁ ባለንብረቶች ከዚህ በታች ሰንጠረዥ በተገለፀዉ መሰረት መጫረት የምትችሉ መሆኑን እንገልፃለን፡፡

ደደቢት ትካል ልቃሕን ዕቋርን ኣክስዮን ማሕበር ንኹሉ ሰራሕተኛ ናይ 2013ዓ/ም ናይ ሂወት መድሕን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደሊ ክትጫረቱ እትደልዩ እዚ ዝስዕብ ረቃሒ ተማልኡ ክትወዳደሩ ትኽእሉ ምኻንኹም ንገልፅ፡፡

መስፍን ኢንድስትሪያል ኢንጅነሪንግ ሓላ/ዝተ/ ዉ/ማሕበር ቀፂሉ ዝተጠቀሰ ንብረት ኣጫሪቱ ክሸይጥ ስለ ዝደሊ ስዕቦም ዝተዘርዘሩ ረቃሕታት እተማልኡ ሕጋዉያን ነጋዶ ክትጫረቱ ይዕድም ዓይነት ንብረት ጣዉላ መዐቀኒ ኪሎግራም በዝሒ 9ሺሕ ቦታ ዉቅሮ

ኣጎልግሎት ኤሌክትሪክ ክልል ትግራይ 1 ኣብ ከተማ መቐለ 2 ኣብ ብዘት 3 ኣብ ኮረም 4 ኣብ ዳንሻ 5 ኣብ ሓዉዜን ቤት ፅሕፈት ንምህናፅ ብጨረታ አወዳዲሩ ከስርሕ ስለ ዝደሊ ካብዚ ቀፂሎም ዘለዉ መዐቀንታት ተማልኡ ተወዳደርቲ ክትጫረቱ ይዕድም

ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ክልል ትግራይ ደጋፊ ከይዲ ስራሕ ፋይ/ዕደ/ንበረትን ምምሕዳርን ካብ ናይ መደባኛ በጀት እዞም ዝስዕቡ ናይ መኪና መጋየፂ ኣቅሑት ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ (እግሪ ምንፃፍ ሙሉእ 6)