ብቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ ን ቤት ፅሕፈት ምምሕዳር ከ/መቐለ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ መኪና ስፔር ግዚኢት ካብ ሕጋዉያን ነጋዶ ብፕሮፎርማ አወዳዲርና ክንገዝእ ስለዝደለና ንክትወዳደሩ ንዕድም

ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ክልል ትግራይ ደጋፊ ከይዲ ስራሕ ፋይ/ዕደ/ንበረትን ምምሕዳርን ካብ ናይ ፅሬትን ሓላዋን ግልጋሎት ብኩንትራት ንሓደ ዓመት ኣወዳዲሩ ክስርሕ ይደሊ

ማሕበር መቐለ ህንፃ መሳርሒ ዕደጋ ማእኸል ኣብ ላጪ ከባቢ ዝርከብ ላይትና ናይ መንገዲ ምስትኽኻል ( Access road) ማለት 300*10 ሜትሮን 220*10 ሜትሮን ዓቐን ዘለዎም መንገድታት ዝቐረፅ ሕማቅ ሓመድ ተቖሪፁ ብዝተመረፀ ናይ ጋራ ጋንቲ ሓመድ እናመለእኻን እናገድገድኻን ምስትክኻል ይኸዉን

ቤት ፅ/ት ቤት ምኽሪ ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘረ ናይ መኪና ስፔር ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክሐትም ይደሊ

ቢሮ ኮንስትራክሽን መንገድን ትራንስፖርትን ክልል ትግራይ ንቢሮ ግልጋሎት ዝዉዕል 1 ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቅሑት 2 ናይ ፎቶ ኮፒ ግልጋሎት 3 ናይ ላቫጆ ግልጋሎት 4 ናይ ፈርኒቸር ኣቅሑት ፅገና ካብ ሕጋዉያን ነጋዶ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ቃላሚኖ ማእከል ኢንቨስትመንት ካብዚ ንታሕቲ ዝተጠቀሰ ንናይ ፒክ ኣፕ መኪና ናይ ወንበር ሽፋን ብምልክታ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ በዚ መሰረት

ቃላሚኖ ማእከል ኢንቨስትመንት ካብዚ ንታሕቲ ዝተጠቀሰ ንናይ ቢሮ መስኮት ዝኸዉን መጋረጃ ብምልክታ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ በዚ መሰረት

GOAL Ethiopia, an International Humanitarian Organization, invites sealed bids from eligible bidders, Invitation to Tender (ITT) for the service/ supply of Rental truck for GOAL Ethiopia areas of operation (Afar, Amhara, Benishangul, Gambela, Harari, Oromia, SNNPR, Tigray and Addis Ababa)

ፋብሪካችን ሞሓ የለስላሳ መጠጦች ኢንዳስትሪ አክስዩን ማህበር መቐለ ፋብሪካ ፔፕሲ ኮላ ለፋብሪካዉ ኣጎልግሎት የሚዉል ከዚህ በታች በሰንጠረዥ የተገለፀዉ የፍሪጅ በፕሮፎርማ ኣወዳድሮ መግዛት ይፍልጋል

ትካልና ፍረስዉኣት ኢንዱስትሪ ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ዉልቀ ማሕበር ካብዙይ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ጥረ ኣቅሓ አወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደለየ ክጫረት ዝደሊ ኣካል ካብዚ ንታሕቲ ብዝተቐመጠ ዝርዝር መሰረት መሊእኩም ንክተቅርቡ ነታሓሳስብ / ጣዉላ ፣ ኮምፐርሳቶ፣ ዝተፈላዩን /