ቤት ፅሕፈት ሆስፒታል ዓብይ ዓዲ ን2013ዓ/ም ኣጎልግሎት ዝዉዕል ፣ ናይ ፅሕፈት ፣ ፅሬት ፣ ደንቢ ክዳን ፣ ኤሌክትሪክ፣ ኣቅሑት ህንፃ መሳርሒ፣ መሳርሒ ሕትመት ፣ ካልኦት በቢ ዘፈሩ ዝተፈላለዩ ኣቅሑት ኣጫሪቱ ክዕድግ ከጫርት ስለዝደሊ ሕጋዊያን ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድም

ሆስፒታል ዓብይ ዓዲ

ስለዚ  ካብ 11/01/2013ዓ/ም ክሳብ 29/01/2013ዓ/ም ሰዓት 4፡00 ቅ/ሰዓት ናብ ናይ ሆስፒል ዓብይ ዓዲ ደ/ከ/ስ/ዕ/ፋ/ምም/ር/ን ብዘዉፅኦ ሳንዱቕ ጨረታ ሰነድ ጨረታ ብምግዛእ ዘይምለስ 20 ቅርሺ ብምክፋል ክማላእ ዝግበኦም ሰነዳት ኣማሊእኩም ብዝተዓሸገ ፖስታ ናብ ዝተዳለወ ሳንዱቕ ከተእትዉ የፍልጥ

1 ናይ 2013ዓ/ም ዝተሓደሰ ሕጋዊ ፍቃድ ንግዲ ዘለዎም፣ ሓደ ቅዳሕ ከቅርብ ዝክእል፤

2 ተመዝገብቲ መለለይ ቁፅሪ ከፋልነት ግብሪ ዘለዎ፣ መቕረባይነት ዝተሓደሰ

3 ተመዝገብቲ ተወሳኪ እሴት ታክስ፣ ሓደ ቅዳሕ ከቅርብ ዝክእል፤ ናይ ወርሒ ነሓሰ 2012ዓ/ም ሒሳብ ዘወራረድኩምሉ መረዳእታ

4 ናይ 2013ዓ/ም ግብሪ ዝኮፈልኩም ወይ ድማ ዘሐደስኩም ሓደ ቅዳሕ ከቅርብ ዝክእል፤ ዝተሓደሰ ወረቀት መቅረባይነት ዘለዎ

5 መክበሪ ጨረታ ከትሕዝ ብጥረ ገንዝብ ወይ ድማ ብስፒኦ ዝክእል 3000.00 ከትሕዝ ዝክእል፡

6 ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 29/01/2013 ዓ/ም ሰዓት 4:00 ተዓፅዩ

7 ጨረታ ዝክፈተሉ 02/02/2013 ሰዓት 4፡30 ይክፈት፡፡

8 ዝሰዓሮ ብናይ ባዕሉ መጓዓዝያ መፅዓንን መራገፍን ናብቲ ሆስፒታል ዘቅርብ፤

9እቲ ቤት ፅሕፈት 20 ሚኢታዊ ናይ ምውሳክን ምቅናስል መሰል ኣለዎም

10 ተጫራቲ ሽም ማህተም ፊርማ ስርዝ ድልዝ ዘለዎ እንትኮይኑ አብ ጎኑ ፊርማ ተዘይሃሊዎን ተቀባልነት የብሉን፡፡

11 እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ብክፋል ይኹን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰል አለዎ፡፡

ንዝበለፀ ሓበሬታ ሞባይል 0344-460050 /51 ምሕታት ይከኣል እዩ፡

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo