ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶት ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ላዕላይ ቆራሮ ንግልጋሎት ኣብያተ ፅሕፈት ዝዉዕል፣ መሳርሒ ፅሕፈት፣ መሳርሒ ፅሬት፣ ናይ ስፖርት ዕጥቂ ፣ ጎማመኪናን ፣ መለዋጢ ኣቅሑ መካይንን፣ ካብ ሕጋዉያን ነጋዶ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ክሐትምን ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶት ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ላዕላይ ቆራሮ

1 ናይ 2012/13ዓ/ም ግብሪ ከፊሎም ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ዘቅርቡ

2 መለለይ ቁፅሪ ከፋላይነት ግብሪን ወረቀት መቅረባይነትን ዘቅርቡ

3 ምዝጉባተ ተወሳኪ እሴት ታክስ ዝኮንኩምን ናይ ወርሒ ነሓሰ ሒሳብ ዘፍለጥኩምሉ መረዳእታ ዝቅርቡ

5 ሰነድ ጨረታ ዘይምለስ 50 ቅርሺ እናከፈልኩም ካብ ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶት ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ላዕላይ ቆራሮ ክትወስዱ እትክእሉ

6 መኸበሪ ጨረታ ፣ መሳርሒ ፅሕፈትን ጎማመኪናን መለዋጢ ኣቅሑ መካይንን 5000.00 ቅርሺ ፣መሳርሒ ፅሬትን ናይ ስፖርት ዕጥቂ 3000.00 ቅርሺ ብባንኪ ዝተረጋገፀ ስፒኦ ወይ ብጥረ ገንዘብ ከቅርቡ ኣለዎም

7 ጨረታ ኣብ አየር ዝፀንሓሉ ግዜ ካብ 06/01/2013ዓ/ም ክሳብ 21/01/2013ዓ/ም ኮይኑ 21/01/2013ዓ/ም ሰዓት 4፡00 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 4፡30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኮልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት

8 ሰዓራይ ኣብ ዉሽጢ 3ተ ማዕልቲ ዉዕሊ ክኣስር ይግባእ 10 ሚኢታዊ ናይ ዉዕሊ መኸበሪ እዉን ከትሕዝ ይግባእ

9 እቲ ቤት ፅሕፈት ካሊእ ዝሓሸ  መማረፂ እንተረኪቡ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 47 76 03 16

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo