መስፍን ኢንድስትሪያል ኢንጅነሪንግ ሓላ/ዝተ/ ዉ/ማሕበር ዝተፈላለየ መጠን ዘለዎ ኤሌክትሮክት ፕሬዤር ቫኪምን ካልኦትን ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደሊ ብቅዓት ዘለኩምን ቀፂሎም ዝተዘርዘሩ ረቃሐታት እተማልኡ ንክትወዳደሩ ይዕድም

መስፍን ኢንዱስትሪያል ኢንጂነሪንግ

1 ናይ 2012ዓ/ም ዝተሓደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለዎ

2 ተጫቲ መኸበሪ ጨረታ ናይቲ ክፍሊት መአዘዚ ወይ ድማ ስፒኦ   50,000.00 ቅርሺ ንዝወዳደሩ  ናይ ኣቅሓ ዓይነት ከተሓሕዙ ይግባእ

3 እቲ ጨረታ 18/01/2013 ሰዓት 8፡00 ተዓፅዩ  ዕለት 19/01/2013ዓ/ም  ሰዓት 8፡30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኮልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት

4 ሰነድ ጨረታ እቲ ጨረታ ካብ ዝወፀሉ ካብ መስፍን ቤት ፅሕፈት መቐለ ብኣካል ብምምፃእ ምዉሳድ ይክእሉ

5  እቲ ትካል ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ መቐለ-0344407374/09 14 74 85 14 / ኣ.ኣ 01 14 70 83 65/0 9 14 72 65 41

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo