ኢንተርፕራይዝ ስራሕቲ መንገዲ ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ተዘርዚሩ ናይ ማይ ኣቅሐት ንብረት ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክገዝእ ስለዝደለየ ነጋዶ ክትወዳደሩ ንዕድም

ኣብ ትሕቲ ማሕበር ልምዓት ትግራይ ዝመሐደር ማእከል ኢንቨስትመንት ቃላሚኖ ካብዚ ንታሕቲ ዝተጠቀሰ ፉርስካ ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ኣብ ትሕቲ ማሕበር ልምዓት ትግራይ ዝመሐደር ማእከል ኢንቨስትመንት ቃላሚኖ ካብዚ ንታሕቲ ዝተጠቀሰ ንፅሬት ግልጋሎት ዝዉዕሉ ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ኣብ ብዓል መዚ ልምዓት እቶት ክ/ት ብርክት ዝበሉ ዝተፈላለዩ ዘገልገሉ ንብረት ዝኮኑ ኣወዳዲሩ ክሽይጥ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ል/እ/ምም/ር ፋይናንስን ወረዳ እንደርታ ነዞም ስዒቦም ዝተዘርዘሩ ናይ ቤት ፅ/ት ቤት ምክሪ ወረዳ እንደርታ ናይ ሞተር ሳይክል መለዋወጢ ኣቅሑት መቅረብቲ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ግለጋሎት ክረክብ ወይ ክዕድግ ስለዝደለየ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም ትካላት ክትወዳደሩ ይዕድም

ትካል ሱር ኮንስትራክሽን ሓላ/ዝ/ዉ/ማ ናይ ኮንስትራክሽን ኣቅሑት ማለተ እዉን water pump for with full accessories በዝሒ 5 : hoze vibrater diameter 28 mm በዝሒ 14 : hoze vibrater diameter 38 mm በዝሒ 9 : hoze vibrater diameter 45 mm በዝሒ 5 : Compact tamper machine በዝሒ 5 ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ

ኮሌጅ ሳይንስ ጥዕና ዶ/ር ተወልደ ለገሰ ናይ ሕተመትን ፅሕፈት መሳርሒን ብፕሮፎርማ አጫሪቱ ክዕድግ ስለ ዝደለየ ናይቲ ዘርፊ ፍቃድ ዘለኩም መቅረብቲ ክትወዳደሩ ይዕድም።

ትካል ሱር ኮንስትራክሽን ሓላ/ዝ/ዉ/ማ ንሆቴል ኣብርሃ ካስትል ፅገና ዝዉዕል ዝተፈላለዩ ዓይነት ሰራሚክ ኣቅሑትን ፅሬትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ሓፈሻዊ 2ይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ መሰቦ ንምምሃር ምስትምሃር ዘድልዩም እዞም ፅሕፈት መሳርሒታት ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ቢሮ ፋይናንስን ምትሕሕባር ሃፍትን ኣብ 2016 ዓም በጀት ዓመት ካብ GEQIP E IPF ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቅሑትን ፈርኒቸራትን ኣቅሑት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ብምድብ/LOT/ መቂሉ ማለት እዉን