ወረዳ ራያ ዓዘቦ ቤት ፍርዲ ናይ ፈርኒቸር ኣቅሑት ኣወዳዲሩ ክዕደግ ይደሊ ስለዚ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ዝተማልኡን ክትወዳደሩ ይዕድም

ቤት ፍርዲ ወረዳ ራያ ዓዘቦ

ቑዕሪ 3 ግዜ ዝወፅአ ፕሮፎርማ ምልክታ

ወረዳ ራያ ዓዘቦ ቤት ፍርዲ ናይ ፈርኒቸር ኣቅሑት ኣወዳዲሩ ክዕደግ ይደሊ ስለዚ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ዝተማልኡን ክትወዳደሩ ይዕድም

➢ ናይ ዘመኑ ንግድ ፊቃድ ዘሐደሰ ፎቶ ኮፒ ኣተሓሒዙ ከቅርብ ዝኽእል

➢ IN NO ፎቶ ኮፒ ገይርኩም ክተቅርቡ ዝኽእል

➢ መቅረባይነት ተመዝጋ ምኻኑ ፎቶ ኮፒ ገይሩ ክተሓሐዝ ዝኽእል

➢ ምስ ኣሸነፍኩም ኣብ ውሽጢ 3 መዓልቲ ከቅርብ ዝኽእል

➢ ቫት ተመዝገብቲ እንተኾይንኩም ምስ ቫቱ ሓዊስኩም ክትመልኡ ኣለኩም

➢ ፕሮፎርማ ዝፀንሐሉ እዋን ካብ ዕለት 11/07/2016 ዓ.ም ክሳብ 14/07/2016 ዓ.ም ኣብ ናይ ስራሕ ስዓት ዕደ/ፋይ/ንብ/ምም/ር ዝርዝር ዝሓዘ ብዝተኣሸገ ፖስታ ክተእትው ትኽእሉ

➢ ፕሮፎርማ ዝኽፈተሉ ዕለት 14/07/2016 ዓ.ም ሰዓት 8፡00 ቀትሪ

➢ እዚ ክንዲ ውዕሊ ኮይኑ የገልግል

➢ ንዝበለፀ ሓበሬታ ስ/ቑ 0346640253

ተ/ቁዓይነት ንብረትዝርዝር መግለፂመለከዓበዝሒናይ ሓደ ዋጋጠ/ዋጋ
ብርብር
1ሸልፍ ጣዉላቑመቱ 195cm ጎነ 40 cm ወርዱ 120 cm ኮይነ ኣብ | ብቐፅሪ ቅድሚቱ ብመስታዎት 110X28cm ብዓል 3 ተኸፋቲ ቑልፊ ዘለዎ ኮይኑ ኣብ ዉሽጢ 3 ተደርዳሪ ዘለዎ |እግሪ ድማ ብየማንን ፀጋምን ሓደ ተኸፋቲ ኮይኑ ኣብ ማእኸል ድማ 3 ድረወር ዘለዎ ኣብ ቤት ፅሕፈትና ብዘሎ ሳንፕል መሰረት ሰሪሑ ዘረክብብቁፅሪ01
2ጠረጴዛጠረጴዛ ብክልተ ገፅ ብዓል 4 ተሳሓብን ሓደ ተኸፋትን | ብቐፅሪ ጣዉላ ማይካ ዝለበሰ ኮይኑ ቑመቱ 80 cm ጎኑ 80 cm ወርዱ 140 cm ጣዉላ እሽግ ሩግደቱ ትክነስ/ 3 cm ናይ እግሪ ተሸካምን ዙርያኡ ብረት _ ኮይኑ ብዓል 25X25X1.5mm squor pipe ኣብ ቤት ፅሕፈትና ብዘሎ ሳምፕል ሰሪሑ ዘረክብብቁፅሪ02
3ደረቕ ወንበርደረቐ ወንበር ቑመቱ 82 cm ጎኑ 37 am ወርዱ 37 | ብቐፅሪ cm ትቦላር RES ብዓል 2.5 cm ሩግደቱ 1.5 mm ኮፍ መበሊኡ መፀገዒኡ ኮንፐልሳቶ - 4 ድራብ ኮይኑ ብፎርማይካ ዝተሸፈነ ኣብ ቤት ፅሕፈትና ብዘሎ ሳንፕል መሰረት ሰሪሑ ዘረክብብቁፅሪ05
4ተሽከርካሪ ወንበርብጨርቂ ዝተሸፈነ ብሳንፕል መሰረት/ሃይ ባክ/ብቁፅሪ02
5ኣግዳሚ ወንበርቑመቱ 82cm ጎኑ 200cm ወርዱ 43cm ኾይኑ ኣበ | ብቐፅሪ ኮፍ መበሊኡ 3 ብጣዉላ : ስፍሓቱ 9.5 : cm ርጉደቱ ብዓል 4cm ኣብ መፀገዒኡ 2 ጣዉላ ስፍሓቱ 70m ርጉደቱ 4cm ብብሎን ዝእሰር ኣንትራስትን ዝተቐብአ ሓፂን ትቦላረን ብዓል 30X30mm ርጕደቱ ብዓል 2mm ኣብ ቤት ፅሕፈትና ብዘሎ ሳምፕል መሰረት ሰሪሑ ዘረክብብቁፅሪ03
6ሩፍሩፍ መደርደሪቑመቱ 3 ሜትር ጎኑ 1 ሜትር ብዓል 7 መደርደሪብቁፅሪ05

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo