ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ማይን ፍሳስን ከተማ መቐለ ንናይ ቤት ፅሕፈትና ግልጋሎት ዝውዕል Cable tag Single hole Terminals, Copper & Aluminium (AL-CU),ተዓዲጉ ንክቐርብ

ቤት ፅሕፈትና ግልጋሎት ቀረብ ማይ ከተማ መቐለ

ፕሮፎርማ መፍለይ ቁፅሪ 47/2016 ዓ/ም

ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ማይን ፍሳስን ከተማ መቐለ ንናይ ቤት ፅሕፈትና ግልጋሎት ዝውዕል Cable tag Single hole Terminals, Copper & Aluminium (AL-CU), Cold Pressing,Size 95*16 5qmm ተዓዲጉ ንክቐርብ ብደ.ቁ 21179/ቐ/መ/ማይ ዕለት 6/07/2016 ዓ.ም ብኣውራ ከ/ስ/ትካላት መስተ ማይ ብዝቐረበ ሕቶ ዕድጊት መሰረት ንምዕዳግ ፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደለየ ኣብዚ ጨረታ ፕሮፎርማ ትወዳደሩ ትደልዩ ነጋዶ ዝስዕብ ሮቅሓ ክተማልኡ ይግባእ።

-ናይ ዘመኑ ሕጋዊ ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ምቅራብ ዝክዕል ዘይተሓደሰ ንግዲ ፍቓድ ዘቅረበ ተወዳዳሪ ተቐባልነት የብሉን(ካብ ውድድር ወፃኢ) ይግበር

- ግብሪ ከፋሊ /TIN/ንምኻኑ ማስረጃ ምቅራብ ዝኽእል

- ዘይተማለአ ደኩመንት ተቀባልነት የብሉን

- ናይ ተወዳደርቲ ድርጅት ማሕተምን ፊርማን ይገበር

- እቲ ፕሮፎርማ ከም ውዕሊ ኮይኑ የገልግል ::

ተ/ቁዓይነት ንብረትመለከዓበዝሒናይ ሓደ ዋጋጠ/ዋጋመብርሂ
1Cable lag Single hole Terminals. Copper & Aluminium (AL-CU), Cold Pressing,Size 95*16 Sqmm.Pcs80
ጠ/ድምር


NB

ናይ ዘመኑ ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ዘየቅረብ ካብ ውድድር ወፃኢ ዝግበር ምዃኑ ንሕብር።

ኣብ ኣየር ዝፀንሓሉ ግዜ ካብ ዕለት 10/7/2016 ዓ.ም ክሳብ 12/7/2016 ዓ/ም

እቲ ፍቃድ ኮፒ ተደሓሒዙ ክቀርብ ኣለዎ

ኣድራሻ

ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ማይ ከተማ መቐለ 03 ቀበሌ ስ.ቁ.

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo