ማሕበራዊ ረዲኤት ትግራይ /ማረት/ ዝስዕቡ ናይ መካዝን ኣቁሑ(Scooping Materials & Bench) ብጨረታ አወዳዲሩ ንምዕዳግ ትደሊ

ማሕበራዊ ረዲኤት ትግራይ /ማረት/ ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቁሑ(Electronics Materials) ብጨረታ አወዳዲሩ ንምዕዳግ ትደሊ

ቢሮ ልምዓት ሕርሻን ገጠርን እዞም ቀፂሎም ዝተዘርዘሩ ኣቁሑት ማለት እዉን ግልጋሎት ካፍቴርያ፣ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና ፣ላስቲክ ገመድ ፣ፀባ መድሐዚ፣ ናዉቲ ግልጋሎት መራብሒ ዓሳ፣ ናዉቲ ግልጋሎት መራብሒ ንህቢ፣ መሳርሒ ፅሕፈት ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ት/ፋይናንስነ ወረዳ ኣሕፈሮም አብቲ ወረዳ ንዝሳለጡ መሰረት ልምዓት መሳለጢ ዝዉዕል ካብ መሰቦ ስሚንቶ ፋብሪካ ናብ እንትጮ ስሚንቶ ከጓዓዕዝ ስለዝደለየ ዝምልከተኩም ሕጋዉያን ነጋዶ ወይ ሰብ ደረቅ ፅዕነት መካይን ንክትጫረቱ ንዕድም

ኤጀንሲ ባህልን ቱሪዝምን ክልል ትግራይ ንቢሮ ግልጋሎት ዝዉዕል ዝተፈላለዩ ኣቁሑት ፅሬት ክገዝእ ስለዝደለየ በዚ ስራሕ እዚ ሕጋዊ ንግዲ ፈቃድ ዘለኩም ነጋዶ ንክትወዳደሩ ይዕድም

ቤት ፅሕፈት ፕላንን ፋይናንስን ወረዳ ክልተ ኣዉላዕሎ ኣብ በጀት ዓመት 2008 ዓ/ም ንወረዳና ሕ/ገ/ልምዓትን ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕል ሕትመት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ፕላንን ፋይናንስን ወረዳ ክልተ ኣዉላዕሎ ኣብ በጀት ዓመት 2008 ዓ/ም ንወረዳና ሕ/ገ/ልምዓትን ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ እንስሳት መኖን ዘርኢን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ኒዉ ሚለኒየም ኮሌጅ ናይ ፎቶ ኮፒ CANON 2420 ዝዓይነቱ ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ስልዝደለየ ዝስዕብ ረቀሕታት እተማልኡ ንክትወዳደሩ ይዕድም

የመከላከያ ኮንስትራክሽን ኢንተርፕራይዝ መቐለ ሪፈራል ሆስፒታል ግንባታ ፕሮጀክት የ Dressed Stone Wal cladding አቅርቦ የመገንባት ስራ ወይም supply and contract እንዲሁም Window C የገጠማ ስራ የእጅ ዋጋ ስራ ለማሰራት ደረጃ 8 በላይ ለሁኑ በግልፅ ጨረታ አወዳድሮ ማሰራት ይፈልጋል

ስምረት ሕርሻን ኢንዱስትሪ አ ማ ኣብ ዓይደር ንዝርከብ ትካሉ ናይ ምህርቲ አድራሻ ናይ ዋርዲያ ገዛ ቢሮን ሓፁርን ሰብ ሙያ ኮንስትራክሽን አወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ ስለዚይ ካብዚ ንታሕቲ ብግልፂ ዝተዘርዘሩ ረቋሒታት ተመሉኡ ሰብ ሙያ ክትሳተፉ ንዕድም