ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ክልል ትግራይ ካብ መደበኛ በጀት ን2008 ዓም ዝተመደበልና ንዝተፈላለዩ ግልጋሎት ዝዉዕል ኣቁሑት ቢሮን መሳርሒ ፅሕፈትን ኣወዳድሩ ክገዝእ ይደሊ ስለዚ ክትወዳደሩ እትደልዩ ተወዳደርቲ ክተማልእዎ ዝግባእ ረቆሓ

ከተማ ዕዳጋ ሓሙስ ማይ ግልጋሎት ኣብ በጀት ዓመት 2008 ዓ/ም ኣብ ቤት ፅሕፈትወርክሾፕን ንብረት ክፍሊ ከስርሕ ስለዝደሊ ስፐስፊኬሽን ወሲድኩም ክትጫረቱ ትክእሉ ምካንኩም ንሕብር

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ሕንጣሎ ዋጅራት ኣብ 2008 ዓም ናይ ዝተፈላላያ ኣብያተ ፅሕፈት ብናይ ሴፍትኔት መሳርሒ ህንፃ ፣ ሲሚንቶ፣ መሳርሕታት ጋብዮንን ካልኦት ኣቁሑት ምስ መገዓዕዝዩ አጫሪቱ ክዕድግ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ሳዕሲዕ ፃዕዳ እምባ ኬሚካላት ላባራቶሪ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ግዝኢት ክፍፅም ይደሊ

ማሕበራዊ ረዲኤት ትግራይ /ማረት/ ናይ ተምሃሮ ብጨረታ አወዳዲሩ ንምዕዳግ ትደሊ

ማሕበራዊ ረዲኤት ትግራይ /ማረት/ ናይ ፓድ ሕተመት ስራሕቲ ብጨረታ አወዳዲሩ ንምዕዳግ ትደሊ

ማሕበራዊ ረዲኤት ትግራይ /ማረት/ ናይ ቢሮ ኣቁሑ(office Furniture) ብጨረታ አወዳዲሩ ንምዕዳግ ትደሊ

ኤጀንሲ ባህልን ቱሪዝምን ክልል ትግራይ መፅሄት ትግርኛ ክሕትም ስለዝደለየ በዚ ስራሕ እዚ ሕጋዊ ንግዲ ፈቃድ ዘለኩም ነጋዶ ንክትወዳደሩ ይዕድም

ኢንተርፕራዝ መፅናዕቲ ዲዛይንን ቁፅፅርን ስራሕቲ ማይ ትግራይ ናይ ዝተፈላለዩ ናይ ኮምፒተር መለዋወጢ ተዛመድትን ኣቐሑት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክስርሕ ሰለዝደለየ ካብዚ ቐፂሉ ዘሎ መሰፈርቲ እተማልኡ ተወዳደርቲ ንክተቕርቡ ንዕድም

ኢንተርፕራዝ መፅናዕቲ ዲዛይንን ቁፅፅርን ስራሕቲ ማይ ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዘሎ ንብረት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክስርሕ ሰለዝደለየ ካብዚ ቐፂሉ ዘሎ መሰፈርቲ እተማልኡ ተወዳደርቲ ንክተቕርቡ ንዕድም