ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ክ/ከተማ ሰሜን ኣብ ክፍለ ከተማ ንዝርከባ አቢያተ ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕል አቁሑት መሳርሒ ፅሕፈት ፅገና መኪናን ሞተር ሳይክልን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ግልጋሎት ክረክብን ስለዝደለየ ሕጋዉያን ነጋዶ ክትወዳደሩ ንዕድም

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ክ/ከተማ ሰሜን

1 ናይ ዘመኑ ግብሪ ዝኸፈሉ ናይ 2009ቨዓ/ም ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቃድ Tin /ቲን ኣብ መቕረብቲ ዝተመዝገብሉ ናይ መቅረባይ መረጋገፂ ሕጋዊ ማሕተም አብ ሕድ ሕድ ፖስታ ንጨረታ ሰነድን ገይሩ ዘቕርብ::

2 ናይ ሓምለ 2009 ዓ/ም ቫት ሪፖርት ከቅርብ ዝክእልን ቫት ተመዝገብቲ

3 በዚ መሰረት ዝተዳለወ ሰነድ ጨረታ ካብ ቤት ፅሕፈትና ት/ፋ/ክ/ከ ሰሜን ዘይመለስ ብር 50.00 በምኽፋል ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት ጀሚሩ ሰነድ ምግዛእ ይካኣል::

4 ናይ ጨረታ መኽበሪ (ሲፒኦ) ንአቁሑት መሳርሒ ፅሕፈት 5000 ቅርሺ ንፅገና መኪና 3000 ብር ንፅገና ሞተር ሳይክል 3000 ቅርሺ ከትሕዝ ዝክእል /ትኽእል::

5 ጨረታ አብ አየር ዝፀንሐሉ እዋን ካብ ዕለት 10/01 /2010 ዓ/ም ክሳብ 24/01/2010ዓ/ም ከይኑ ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 25/01/2010 ዓ/ም ሰዓት 3:30 ሰዓት ተዓፅዩ ዕለት 25/ 01 /2010 ዓ/ም ሰዓት 4:00 አብቲ ቅድሚ ተጫረቲ ወይድማ ሕጋዊ ወኪላት አብዘለዉዎ ይኽፈት

6 ሰዓራይ ምስተነፀረ አብ ዉሽጢ 5 መዓልቲ ዉዕሊ ክኣስር ዝክእል

7 ቤት ፅሕፈትና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ብሙሉእ ይኹን ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

8 ኣብ ጨረታ ሰነድ ዝኮነ ይኩን ፅሑፍ ምፅሐፍ ኣይፍቀድን

9 ናይ ጨረታ ሰነድ አርጅናልን ፎቶኮፒን ከቀርብ አለዎ

10 ኣድራሻና 05 ቀበሌ ዒላላ 1ይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ሕልፍ ኢልካ ወይድማ ካብ ደምበስኮ ንምዕራብ ገፀ ምፅእ ኢልካ Â ::

11 ንተወሲካ ሐበሬታ ብስልኪ 0344417910 ደዉልካ መብርሂ ምሕታት ትኽእሉ::

12 ናይ ጨረታ መዕፀዉን መኽፈትን በዓል እንተዊዒሉ አብ ዝቕፅል ናይ ስራሕ መዓልቲ ይኸዉን

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo