ኮሌጅ ኪነ-ጥበባት ትግራይ ንምምሃር ምስትምሃር ዘገልግሉ ናይ ፅሕፈትን መሳርሒ : መሳርሒ ፅሬትን : ኤሌክትሪክ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ ተወዳደርቲ ይዕድም

ቤት ፅሕፈትና ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ ንዝተፈላለዩ ንአብያተ ፅሕፈት መቐለ ግልጋሎት ዝዉዕል ፅሕፈት መሳርሒ : ጎማ ባትርን : ፈርኒቸር : ክራይ ዶዘር ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደሊ ሕጋዉያን ነጋዶ ክትወዳደሩ ንዕድም

ማእኸል ሐወልቲ ሰማእታት ክልል ትግራይ ደጋፊ ከይዲ ስራሕ ፋይናንስን ምምሕዳርን ንማእኸልና ግልጋሎት ዝዉዕል ህንፃ መሳርሒ እምነ በረድ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ቃፍታ ሑመራ ንኣብያተ ፅሕፈት ወረዳ ቃፍታ ሑመራ ግልጋሎት ዝዉዕሉ አቁሑት መለዋወጢ መኪና ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ግዝኢት ክፍፅም ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ ኣክሱም ን 2009 ዓም ግልግሎት ዝዉዕሉ ዝትፈላለዩ ናዉቲ ኤለክትሮኒክስ: መለዋወጢ አቁሑ መኪናን: ሞተር ብስክሌትን :ግልጋሎት መዕፀፊ ብረት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ ማይጨዉ ንቤት ፅሕፈታት ግልጋሎት ባዉዛ መብራህትን ፎቶ ሴልን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ቅዱስ ፍሬምናጦስ አባ ሰላማ ከሣቴ ብርሃን መንፈሳዊ ኮሌጅ የተለያዩ የፅሕፈት መሳሪዎች በጨረታ አወዳድሮ መግዛት ይፈልጋል

ትካልና ማይጨዉ ፓርቲክል ቦርድ ኃዝተዉል ዝተፈላለዩ ዓይነት ኣቁሑ ፅሕፈት ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ዉቅሮ ጠቅለላ ሆስፒታል ደ/ከ/ስራሕ /ዕዳ/ ፋይ/ ንብ ምምሕዳርን ንሆስፒታል ዉቅሮ ገልጋሎት ዝዉዕል ኦክስጅን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ማሕበር ባህሊ ትግራይ ንቶዮታ ሃርድ ቶፕ/ሎንግ ቤዝ ሞዴል 75 መኪና ፅገና ዝዉዕል መለዋወጢ አቁሑ ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ