ናይ 2010 በጀት ዓመት ንቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ እንደርታ ንኣብያተ ፅሕፈት ወረዳ እንደርታ ስራሕቲ ግልጋሎት ዝዉዕል ፅሕፈት መሳርሒ ፣ በዓል 7.5 ብ12 ሓዱሽ ጎማ መኪና ንዝተፈላለዩ ኣብያተ ፅሕፈት ዝዉዕል ብግልፂ ጨረታ አወዳድር ዕድጊት ክፍፅም ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ እንደርታ

1 ብቢ ዘፈር ንግዱ ዝምልክተ ኮይኑ 2009 ን 2010 ፍቃድ ንግዲ ዘሐደሰን ግብሪ ዝከፈለን

2 ተወሳኪ እሴት ታክስ ዝተመዝገበ ኮይኑ ናይ 2010 ዓም ወርሒ መስከረም ሒሳብ ዝገበረሉ መረዳእታ ከቅርብ ዝክእል

3 ዝተሐደሰ ናይ መቅረባይነት ወረቀት ምስክር ከቅርብ ዝክእል

4 ቲን ናምበር ከቅርብ ዝክእል

5 ተጫረቲ ንሰነድ ጨረታ ዘይምለስ 80 ቅርሺ ብምክፋል ካብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናስን ወረዳ እንደርታ ቢሮ ቁፅሪ ክልተ ምዉሳድ ይከኣል

6 ተጫረቲ ናይ ጨረታ ምክበሪ ቢድቦንድ 5000 ቅርሺ ብናይ ሲፒኦ ባንኪ ዝተረጋገፀ ወይከዓ ብጥረ ገንዘብ ከትሕዙ ዝክእሉ

7 ምልክታ ጨረታ ካብ ዝወፀሉ 4 ሕዳር 2010 ዓም ሰነድ ጨረታ ምዉሳድ ዝከኣል ኮይኑ 19 ሕዳር 2010 ዓም ሰዓት 4፡00 ታዓሺጉ ኣብ ተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 4፡30 ተጫረቲ ወይድማ ሕጋዊ ወከልቶምÂ ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት

8 ሰዓራይ ኣካል ዝፍለየሉ ንዝተሓተቱ ጠቅላላ ኣቅሑት ብሙሉእ ድምር ጠቅላላ ዋጋ ብሎት ዝተሐተተ ዋጋ ዘቅርብ ሰዓራይ ይከዉን

9 በዚ መዓቀኒ መሰረት ዝርዝር ዋጋ ዘየቅረበ ተጫራታይ ካብ ዉድድር ወፃኢ ይከዉን

10 ተጫረቲ ሰነድ ጨረታ ዋና ቅዳሕን ንንበይኑ ብምዕሻግ ኣብ ሓደ ዓብዩ ፖስት ብምጥቅላል ናብቲ ዝተዳለወ ሳንዱቅ ከእትዉ ይግባእ ናይ ተጫረቲ ሙሉእ ኣድራሻ ማህተም ፊርማን ክህልዎ ኣለዎ ብተዋሰኪ ድማ ሰነድ ጨረታ ዋንኡ ምስ ቅዳሕ ስርዝ ድልዝ ክህልዎ የብሉን እዚ ንዝገበረ ተጫረቲ እቲ ጨረታ ተቀባልነት የብሉን

11 እቲ ትካል ክሳብ 20% ናይ ምዉሳክ ወይ ናይ ምቅናስ መሰሉ ሕሉዉ እዩ

12 እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሓሸ ኣመራፂÂ እንተረኪቡ እዚ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

14 ሓበሬታÂ ብቁፅሪ ስልኪ 0342400403 Â ደዊልካ ምሕታት ይከኣልÂ

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo