ሓፈሻዊ ሆስፒታል ካሕሳይ አበራ ሑመራ ካብ በጀት ዓመት 2010 ን2ይ ዙር ዕደጋ ንሆስፒታልና ግልጋሎት ዝዉዕል መለዋወጢ ኣቅሑት መኪና : ጎማን ባትሪን : ኣቅሑት ብሮድካስት መቀበሊ መረከብን : መሳርሒ ህንፃ : ኤሌክትሪክ : መለዋወጢ ኣቀሑት ማይ ቧንቧ :ኣቅሑት ቢሮ: ስራሕቲ ሕትመት ኢሉዉን እታወታት ምግቢን ሻሂ ክበብን ኣገልግሎትን አገልግሎት ጋራዥ ኣብ ዝተፈላለዩ ጨረታ ብምክፋል ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ

ካሕሳይ ኣበራ ሆስፒታል ሁመራ

1 ናይ2010 ዓም ዝተሐደሰ ሕጋዊ ፍቃድ ንግዲ በቲ ዘፈር ዘለዎ

2 ቲን ናምበር ዘቕርብ::

3 ተወሳኺ እሴት ታክሲ ተመዝጋቢ ዝኮነ::

4 ናይ ጥቅምቲ ወርሒ ዲክሬስዩን ዘቅርብ::

5 መቅረባይነት ሰርቲፊኬት ከቕርብ ዝኽእል::

6 ጨረታ ሰዓርቲ እንተኮንኩም ዝሰዓርኩምዎ ንብረት ዉዕሊ ካብ ዝአሰርክምሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ዉሽጢ 10 ናይ ስራሕ መዓልቲ ብናይ ብልኩም መጎዓዝያ ናብቲ ሆስፒታል ዋጋ ብዘይምቅያራ ብፅሬትን መጠንን ክተቅርቡ እትክእል

7 መወዳደሪ ሰነድ ስርዝ ድልዝ ዘይብሉ ሽምን ኣድርሻን ዘለዎ ናይቲ ትካል ማህተምን ፌርማን ክህልዎ አለዎ

8 ሰነድ ጨረታ ዝረከበሉን ዝካየደሉን ኣታዊ ዝኮነሉ ጋራዥን ሆስፒታል ካሕሰይ አበራ ሑመራ ይከዉን

9 ተጫረቲ ንእትወዳደሩ ዓይነት ነብሰ ወከፍ ሎት ዘይምለስ 100 ቅርሺ እንዳከፈልኩም ንምግቢ ኣቅሑት ቢሮ ሕትመትን ኣብ ሓፈሻዊ ሆስፒታል ካህሳይ አበራ ሑመራ ደጋፊ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንስ ምምሕዳር ንብረት ቢሮ ቁፅሪ 146 ዝተረፉ ድማ ኣብ ቢሮ ሐለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ ቢሮ ቁፅሪ 42 ካብ 4 ሕዳር 2010 ዓም ክሳብ 25 ሕዳር 2010 ዓም ሰዓት 11:00Â ሰነድ ጨረታ እንዳመፃእኩም ክትወስዱ እትክእሉ

10 ተጫረቲ ንተወዳደርሉ ነብሰ ወከፍ ዓይነት መከበሪ ጨረታ 3000 ቅርሺ ብስፒኦ ወይድማ ብጥረ ገንዝብ ክተትሕዝ እትክእሉ

11 2 ሚእታዊ ዊዝ ሆልዲንግ ታክሲ ክትከፍሉ እትክእሉ

12 ጨረታ 26 ሕዳር 2010 ዓም ልክዕ ሰዓት 4:00 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 4:30 ንምግቢ ኣቅሑት ቢሮን ሕትመትን ኣብ ሓፈሻዊ ሆስፒታል ካህሳይ አበራ ሑመራ ደጋፊ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንስ ምምሕዳር ንብረት ቢሮ ቁፅሪ 163 ንዘተረፉ ድማ ኣብ ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ ኣብ ቢሮ ቁፅሪ 42 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት ተወዳደርቲ ብዘይ ምርካቦም ጨረታ ካብ ምክፋት ኣይተኣጎጎልን

13 እቲ ሆስፒታል ጨረታ ዝሐሸ መማረፂ እንተረኺቡ ብሙሉእ ኮነ ብክፋል ናይ ምስራዝÂ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ::

14 ጨረታ ምስተከፈት እቲ ሆስፒታል ናይ ዝግዛእ መጠን 20 ሚእታዊ ናይ ምውሳክን ወይ ምቅናስ ይክእል

  • ንዝበለፀ ሐበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0344481035/0010Â

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo