ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን ኮረም ንምምሃር ምስትምሃር ግልጋሎት ዝዉዕል ስዒቦም ዝተዘርዘሩ አቁሑት ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ኮሌጅ ቴክንክን ሞያን ኮረም
  • ህንፃ መሳርሒ
  • ኤለክትሪሲቲ
  • ኮምፒተርን ተዛመድትን
  • ፅሕፈት መሳርሒ
  • እምኒ ሓሸዋ ፀፀርን
  • ንቲዮታ ሲንግል ካፕ ሞዴል HZJ 79L-TJMRS መኪና መለዋወጢ
  1. ናይ ዘመኑ ግብሪ ከፊልኩም ናይ 2010 ዓ/ም ዝተሐደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቓድ :Â መቅረባይነት ሰርተፊኬትን ቲን መረዳእታ ዘለኩም::
  2. ቫት ተመዝገብቲ ዝኾነኩም::
  3. ተጫረቲ ብኣካል ወይ ብሕጋዊ ወኪሎም ጨረታ መኽበሪ ጨረታ

ህንፃ መሳርሒ 15000(ዓሰርተ ሓሙሽተ ሽሕ)

ኤለክትሪሲቲ 6000 (ሽዱሽተ ሽሕ)

ኮምፒተርን ተዛመድትን 5000(ሓሙሽተ ሽሕ)

ፅሕፈት መሳርሒ 5000 (ሓሙሽተ ሽሕ)

እምኒ ሓሸዋ ፀፀርን 5000 (ሓሙሽተ ሽሕ)

ንቲዮታ ሲንግል ካፕ ሞዴል HZJ 79L-TJMRS መኪና መለዋወጢ 5000 (ሓሙሽተ ሽሕ)

ብባንክ ዝተረጋገፀ ብሲፒኦ ወይ ብጥረ ገንዝብ ከተትሕዙ እትክእሉ

  1. ኣብቲ ዝትዓደለ ሰነድ ንፁር ዋጋ ተመሊኡ ብዝተዓሸገ ፖስታ ኦርጅናልን ኮፒን ነዚ Â Â ጨረታ ተባሂሉ ኣብ ዝተዳለወ ሳንዱቅ ካብ ዕለት 04/ 03/ 2010 ዓም ክሳብ 18/03/ 2010 ዓም Â 50 ቅርሺ ብምክፋል ምዉሳድ የከኣል
  2. ዘሸነፍዎ ንብረት ብዉዕሊ መሰረት ብናይ ባዕሎም መጓዓዐዚ ኣብ ኮሌጅና Â ከቅርቡ አለዎም ንመኪና መለዋወጢ ድማ ኣብ መቀለ ይከዉን
  3. ተጫረቲ ኣብቲ ዝምላእ ሰነድ ጨረታ ንፁር ኣድራሸኦምን ክታምን ከማልኡ ይግብእ
  4. ተጫረቲ ዝምልከተኩም ናይ ጨረታ ሰነድ 50 ዘይምለስ እናከፈልኩም ክልሻዕ ብስራሐ ሰዓት ካብ ኮሌጅና ቴክኒክን ሞያን ኮረም ደከስዕፋንምምሕዳር ቢሮ ቁፅሪ 5 ክወስዱ ይክእሉ እዩም
  5. እቲ ናይ ጨረታ ሳንዱቕ ብዕለት 18/03/2010 ዓ/ም ሰዓት 8:30 ተዓሺጉ ብተመሳሰሊÂ ዕለት ሰዓት 9:00 ኣብ ከሌጅና ቴክኒክን ሞያን ኮለም ተጫረቲ ወይ ድማ ሕጋዊ ተወከልቶም ብዘለዉዎ ይኸፈት::
  6. ኣብቲ ጨረታ ስርዝ ድልዝ እንተሃልዩ ተቐባልነት የብሉን
  7. ናይ ዉዕሊ መኽበሪ ካብ ዘሸነፍኩምዎ ጠቅላላ ዋጋ 10 ሚእታዊ ብስፒኦ ክትትሕዙÂ ይግባእ::
  8. ኮሌጀና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብኽፋል ወይ ድማ ብምሉእ ናይÂ ምስራዝ መሰል አለዎ
  9. ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0345510749 ወይ 0345510026 ወይ 0345510028

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo