ማሕበር ኣክስዩን ማይክሮ ፋይናንስ አደዳይ ንቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕሉ ቋሚ ንብረት (ኤሌክትሮኒክስ) ካብ ሕጋዊያን ነጋዶ ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ኤጀንሲ ምርግጋፅ ብቅዓት ሙያ ክልል ትግራይ ንኤጀንሲ ግልጋሎት ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ መሳርሒ ፅሕፈት አቁሑት ፅሬት መለዋወጢ አቁሑት መኪና ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ክዕድግ ይደሊ

ኮሌጅ ንግስተ ሳባ ቴክኒክን ሙያ ዓድዋ ኣብ 2010 በጀት ዓመት ኮሌጁ ንዝርከብ ናይ ምምሃርን ምስትምሃርን ግልጋሎት ዝዉዕል ዝተፈላለዩ መሳርሒ ፅሕፈት አቁሑት ፅሬት አቁሑት ኤለክትሮኒክስን መሳርሒ ህንፃ ናይ ኮንስትራክሽን ተንከፍ ዝኮነ ፀፀር ሑፃ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ሆስፒታል መቐለ ናይ ፅሬት ኣቅሑትን ናይ ህንፃ ኣቅሑትን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ደደሊ

Tigray Biotechnology Center invites eligible suppliers for the supply of the following lots

ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ማይን ፍሳስን ከተማ የጭላ ኣብ 2010 ዓም ናይ ማይ ትቦታትን መገጣጠምን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ከዕድግ ይደሊ

ንማእከላይ ቤት ፍርዲ ዞባ ማእከል ግልጋሎት ዝዉዕሉ መሳርሒ ፅሕፈት: አቁሑት ፅሬት: አቁሑት መለዋወጢ መኪና :አቁሑት ፅገና ማሸን: ሕትመት :አቁሑት ፅገና ገዛን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ቤት ፅ/ት ትልምን ፋይናንስን ከተማ ዓ/ዓዲ አብ በጀት ዓመት 2009 ዓም ከተማ ዓብዩ ዓዲ ግልጋሎት ዝዉዕል ፅሕፈት መሳርሒ :ኤለክትሮኒክስ ፅሬት አቁሑትን ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ምምሕዳር ዞባ ምብራቅ አብ ዓመት 2010 በጀት ንቲ ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕል ዝተፈላለዩ ናይ መካይን መለዋወጢ አቁሑት ጎማታት መሳርሒ ፅሕፈት መሳርሒ ፅሬት ብጨረታ አወዳዲሩ ዕድጊት ክፍፅም ይደሊ

ቢሮ ጉ/መ/ስፖርትን ክልል ትግራይ ኣብ 2009 ዓ/ም ዝተፈላለዮ ናይ መሳርሒ ፅሕፈትን ናይ መኪና ጎማን ቅብኣትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ