ኢንስቲትዩት ምርምር ጥዕና ክልል ትግራይ ንቢሮ ግልጋሎት ዝዉዕል ዝተፈላለዩ ኮምፒተርን ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ ኣቅሑትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ኢንስቲትዮት ምርምር ጥዕና ክልል ትግራይ

ኢንስቲትዩት ምርምር ጥዕና ክልል ትግራይ ንቢሮ ግልጋሎት ዝዉዕል ዝተፈላለዩ ኮምፒተርን ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ ኣቅሑትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

1 ናይ ዘመኑ ናይ መንግግስቲ ግብሪ ዝከፈሉን ፈቃድ ንግዲ ዝሐደስኩምን

2 ናይ መለለይ ቁፅሪ ከፈልቲ ግብሪ መረዳእታ ክተቅረቡ እትክእሉ

3 አብ ተወሳኪ እሴት ታክስ ምምዝጋብኩም መረዳእታ ክተቅረቡ እትክእሉ

4 ናይ ወርሒ ነሓሰ ሒሳብ ዘፍለጥክምሉ መረዳእታ ክተቅረቡ እትክእሉ

5 ዝተሐደሰ መቅረባይነት መረዳእታ ክተቅረቡ እትክእሉ

6 መከብሪ ጨረታ 5000 ቅርሺ ብመልክዕ ስፒኦ ክተትሕዙ እትክእሉ

7 ናይ ጨረታ ሰነድኩም ብሽምዒ ብዝተዓሸገ ኢንቨሎፕ ሐደ ዋንኡን ሐደ ቅዳሑን ንዚ ጨረታ ተባሂሉ ናብ ዝተዳለወ ናይ ጨረታ ሳንዱቅ ኣብ ንኡስ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ኣብ ናይ ስራሐ ሰዓት ምእታዉ ትክእሉ

8 እቲ ጨረታ ዕለት 24 5 2010 ዓም ቅድሚ ሰዓት 330 ተዓፂዩ በቲ ዕለት ሰዓት 400 ይክፈት

9 መሸነፍቲ ትካል ብዝተዉሃቦ ስፔስፊኬሽን መሰረት ከቅርብን መወዳደሪ ዋጋ ቫት ሓዊሱ ከቅርብ ይግባእ

10 ዝቀረብ መወዳደሪ ዋጋ ቫት ክምዝተሓወሶ ጊርካ ይዉሰድ

11 ተጫራተይ ብስፔስፊኬሽን መሰረት ጥራሕ ከቅርብ ዝክእል

12 መሸነፊ ትካል ብናይ ባዕል መጎዓዝያ ናብ ኢንስቲትዩት ምርምር ጥዕና ክልል ትግራይ አታዊ ይገብር

13 መሸነፊ ትካል ዉዕሊ ካብ ዝአሰረሉ ዕለት ጀሚሪ ኣብ ዉሽጢ 15 ናይ ስራሕ መዓልቲ አታዊ ይገብር

14 ነዚ ዝተዳለወ ሰነድ ጨረታ ካብ ንኡስ ከይድ ዕደጋ 30 ቅርሺ ብምክፋል ምዉሳድ ትክእሉ

15 እቲ ቢሮ ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብከፋል ናይ ምስራዝ መሰለ አለዎ

ንወሳኪ ሐበሬታ ኣብ ዓዲ ሽንድሑን ጣብያ ጥዕና ቀፅሪ ዝርከብ ሐድሽ ትካል ኢንስቲትዩት ምርምር ጥዕና ክልል ትግራይ

ብቁፅሪ ስልኪ 0342413795  

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo