በዓል መዚ ልምዓት እቶት ክልል ትግራይ ን2010 በጀት ዓመት ግልጋሎት ዝዉዕል ዝተፈላለየ ንብረት ማለት እዉን ሃለቅቲ መሳርሒ ፅሕፈትን ቀወምቲ ኣብያት ቤት ፅሕፈትን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ

በዓል መዚ ልማዓት እቶት ትግራይ

በዓል መዚ ልምዓት እቶት ክልል ትግራይ ን2010 በጀት ዓመት ግልጋሎት ዝዉዕል ዝተፈላለየ ንብረት ማለት እዉን ሃለቅቲ መሳርሒ ፅሕፈትን ቀወምቲ ኣብያት ቤት ፅሕፈትን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ

1 ናይ ዘመኑ ግብሪ ዝኸፈልኩም ንግዲ ፈቃድ ዝሐደስኩምን::

2 ተጫረቲ ቫት ምምዝጋቦም : መለለዩ /ቲን/ : ኣብ መቅረባይ ዝተመዝገቡ ምካኖም ናይ ወርሒ ሕዳር 2010 ዓም ቫት ዝኸፈለሉ /ድክለራሽን/መረዳእታ ከቅርቡ ዝክእሉ ክኾኑ አለዎም::

3 ተጫረቲ ናይ መክበሪ ጨረታ ንሃለቅቲ መሳርሒ ፅሕፈት 3,000.00 ቅርሺ ንቆወምቲ ኣብያተ ቤት ፅሕፈት 3,000.00 ቅርሺ ብጥረ ገንዘብ ወይ ካብ ዝተፈለጠ ባንኪ ብዝተረጋገፀ CPO ወይ ቼክ ቅድሚ ጨረታ ምክፋቱ ከትሕዙ አለዎም::

4 ንዝተዳለወ ናይ ተጫረቲ መምርሒን ዝርዝር ሰነድ ጨረታ ዝሐዘን ዘይምለስ ንሕድሕድ ሰነድ ንቆወምትን ኣብያተ ቤት ፅሕፈትን ንሃለቅቲ መሳርሒ ፅሕፈትን ዘይምለስ ብር 30 ብምክፋል ከብ በዓል መዚ ልምዓት እቶት ደጋፊ ከይዲ ስራሕ ዕደጋን ምምሕዳር ንብረትን ቢሮ ቁፅሪ 4 ከምኡ እዉን 5 ብምዉሳድ ንዝቅርብዎ ዝርዝር ጨረታ ሰነድ ዋጋ ብምምላእ ብዝተአሸገ ፖስታ ብምድላዉ እዚ ምልክታ ጨረታ ካብ ዝተጋወሐሉ ዕለት 9/5/2010 ጀሚሩ ክሳብ 23/5/2010 መዓልቲ ሰዓት 6:00 ኣብ ስራሕ ሰዓት ብኣካል ብምምፃእ ንጨረታ አብ ዝተዳለወ ሳንዱቅ ብምአታዉ ትወዳደሩ ትክእሉ::

5 እቲ ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 23/5/2010 ዓ/ም ሰዓት 6:00 ተዓፅዩ ዕለት 23/5/2010 ዓ/ም ሰዓት 8:00 ድሕሪ ቀትሪ ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኪሎም ኣበ ዝተረኸበሉ ባዓል መዚ ልምዓት እቶት ይኽፈት ::

7 እቲ በዓል መዚ ልምዓት እቶት ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ እቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኹን

ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ አዩ::

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0344401875 ደዊልኩም ምጥያቅ ትእኽሉ

NB ኣደራሻና ዓዲ ሓቂ ናይ ማሕበር ጉድአት ኩናት ህንፃ 3 ደብሪ ቢሮ ቁፅሪ 4 ወይ 5 ዓዲ ሓቂ ማለት እዉን ጥቃ ደደቢት ማይክሮ ፋይናንስ

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo