ቤትፅሕፈትትልምንፋይናንስንወረዳ ዓድዋ ንግልጋሎት ቤት ፅሕፈት ሃፍቲ ማይን መዓድንን ኢነርጅን ወረዳ ዓደዋ ዝዉዕል ብመንግስታዊን ዘይምመንግስታዊን ዝስርሑ ፕሮጀክታት ከስርሕ ስለዝደይ መሳርሒ ህንፃ : ከባቢያዊ ናዉቲ ሻለዉ ዊል ናይ ኢድ ጎደጎድ ካዕቲ ብጨረታአወዳዲሩክዕድግን ከስርሕንይደሊ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ ዓድዋ

ቤትፅሕፈትትልምንፋይናንስንወረዳ ዓድዋ ንግልጋሎት ቤት ፅሕፈት ሃፍቲ ማይን መዓድንን ኢነርጅን ወረዳ ዓደዋ ዝዉዕል ብመንግስታዊን ዘይምመንግስታዊን ዝስርሑ ፕሮጀክታት ከስርሕ ስለዝደይ መሳርሒ ህንፃ : ከባቢያዊ ናዉቲ ሻለዉ ዊል ናይ ኢድ ጎደጎድ ካዕቲ ብጨረታአወዳዲሩክዕድግን ከስርሕንይደሊ

1 ተጫረቲ ዉሽጢ ዓዲ በበዚ ዘርፉ ናይ 2010 ዓም ዝተሐዳ ሕጋዊ ፍቃድ ንግዲ : ኣብ ዝርዝር መቅረባይነት ዝተመዝገቡ መረዳእታ: መለለይ ቁፅሪ ከፋላይነት ግብሪ ዋናን ቅዳሕ ከቅርብ ዝክእል

2 ተጫረቲ ዉሽጢ ዓዲ 2009 ዓም ግብሪ ዝከፈልሉ መረዳእታ ከቅርቡ ዝክእሉ

3 ተጫረቲ ተወሳኬ እሴት ታክስ ምዝጉባትን ናይ ወርሒ ሕዳር 2010 ዓም ሒሳብ ዘፍለጡን መረዳእታ ከቅርቡ ዝክእል

4 መከበሪ ጨረታ ኣብ ሰነድ ጨረታ ብዝተገለፀ ከትሕዝ ዝክእል

5 ንዝሰዓሮ ንብረትን ግልጋሎትን ዉዕል ክኣስር ዝክእል

6 ሰነድ ጨረታ ንምዉሳድ ንነብሰወከፍ ሰነድ ዘይምለሰ 50 ቅርሺ እነዳከፈልኩም ምዉሳድ ትክእሉ

7 ንህንፀት ስራሕቲ ማይ ድማ መረዳእታ መረጋገፂ ብቅዓት ስራሐቲ ማይ ከቅርብ ዝክእል

8 ብሻለዌል ክጫረቱ ፃዉዒት ዝተገበረሎም ካብ ደረጃ 1 እስካብ ደረጃ 6 ዘለዎም ኮንትራክተራት ይዕድም

9 ኣብ ናይ ኢድ ጎድጎድ ካዕቲ ንተጫረቲ ደረጃ ኣይፈልን ካብቲ ዝዓበይ እስካብቲ ዝነኣሰ ደረጃ ዘለዎም ኣብ ጨረታ ክሳተፉ ይክእሉ እዩም

10 ሰነድ ጨረታ ካብ ትልምን ፋይናንስ ወረዳ ዓድዋ ክፍሊ ቁፅሪ 1 ምዉሳድ ይክእሉ

11 መቅረቢ ጨረታ ሻለዌል ዝብቀዐሉ መዓልቲ 1/6/2010 ዓም ሰዓት 3:15 ተዓፂዩ በቲ ዕለት ሰዓት 330 ይክፈት

12 ንመሳረሒ ህንፃን ካባቢያዊ ናዉትን ዘብቀዐሉ 1/6/2010 ዓም ሰዓት 5:00 ተዓፂዩ በቲ ዕለት ሰዓት 5:30 ይክፈት

13 ናይ ኢድ ጎድጎድ ካዕቲ ዘብቀዐሉ 1/6/2010 ዓም ሰዓት 8:15 ተዓፂዩ በቲ ዕለት ሰዓት 8:30 ይክፈት

14 ዉፅኢት ጨረታ ኣብ ቤት ፅሕፈትና ለጢፍና ክነፍልጥ ኢና

15 እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሓሸ ኣመራፂ እንተረኪቡ እዚ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብቁፅሪ ስልኪ 0347712321 ወይድማ 712160 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo