ኣብ ቢሮ ኮንስትራክሽንን መንግድን መጋዕዝያን ዝርከብ ዳይሬክተሮሬት ህንፃ ዲዛይንን ኮንስትራክሽንን ኣብ ከተማ ሽረ እንዳስላሰ ዝርከብ ናይ ህንፃ ዲዛይን ንኣማከርቲ ትካላት ከጫርት ይደሊ

ቢሮ ኮንስራክሽንን መንገድን መጋዕዝያን ክልል ትግራይ

ብኣርክቴክቸር ኤንድ ኢንጂነሪን አማካርቲ ትካላት ደረጃ 6ተን ልዕሊኡን ብአርክቴክቸር አማከርቲ ትካላተ ደረጃ 6ተን ክዕሊኡን ብኢንጂነሪንግ ኮንሰርተንሲ ስፔሻላይዝድ አማከርቲ ትካላት ደረጃ 6ተን ልዕሊኡን ኢንጂነሪንግ ኮንሰለተንሲ ጀነራል ኤንድ ፕራክቲሲንግ ደረጃ 6ተን ልዕሊኡን ፍቃድ ዘለኩም ብግልፂ ጨረታ ኣጫሪቱ ከስርሕ ይደሊ ተጫረቲ ኣብዚ ጨረታ ንምስታፍÂ እዞም ዝስዕቡ ረቋሕታት ከማልኡ አለዎም 

1. ናይ 2010 ዓም ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ

2. ምስክር ወረቀት መቅረባይነት

3. ናይ ስራሕ ተኮናተርቲ ዝተዉሃበ ካርድ

4. ናይ ቫት ምዝገባ ምስክር ወረቀት

5. ናይ ዝሓለፈ ወርሒ ናይ ቫት ዲክለረሽን መረዳእታ ዘለዎም 

6. ናይ ቲን ምዝገባ መረዳእታ

7. ኩሎም ተጨረቲ ጨረታ ካብ ዝተጋወሐሉ ዕለት ጀሚሩ ክሳብ 30 ጥሪ 2010 ዓም ሰዓት 3:00 ዘይምለስ 300 ቅርሺ እንዳከፈሉ ጨረታ ሰነድ ክወስዱ ይክእሉ

8. መክፈቲ ሰዓት ድማ 30 ጥሪ 2010 ሰዓት 3:00 ቅድሚ ቀትሪ ተዓሺጉ ሰዓት 3:30 ይክፈት 

ተወሳኪ ሓበሬታ ንምርካብ ናብ ቢሮ ኮንስትራክሽንን መንግድን መጋዕዝያን ክልል ትግራይ ቀንዲ ከይዲ ስራሕ ህንፃ ዲዛይንን ኮንስትራክሽንን ቢሮ ቁፅሪ 191 ብኣካል ብምቅራብ ወይድማ ስልክታታት ቁፅሪ 0344408775 ብምድዋል ሓበሬታ ምርካብ ይክእሉ

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo