ቤት መዘጋጃ ማህበረ ዲየጎ ኣብ በጀት ዓመት 2010 ዓም ንናይ መስተ ዓቅሚ ጎድጎድ ዝዉዕል ፓምፕ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ቤት መዘጋጃ ማህበረ ዲየጎ

1 ናይ 2009 ዓም ን ናይ 2010 ዓም ዝተሐደሰ ኣግባብነተ ዘለዎ ንግዲ ፍቃድ ዘቅርብ 

2 ናይ 2009 ዓም ን ናይ 2010 ዓም ዝተሐደሰ ናይ መቅረባይነት መለለይ ዘቅርብ 

3 ናይ ግብሪ ካፋላይ ምስክር ወረቀት መለለይ ቁፅሪ ዘቅርብ 

4 ተመዝጋቢ ተወሳኪ እሴት ታክስ ዝኮነ ጥራይ ናይ ወርሒ ሕዳር ሒሳብ ዘፍለጠሉ መረዳእታ ዘቅርብ 

5 ተጫራቲ ዘይምለስ 50 ቅርሺ ብምክፋል ሰነድ ጨረታ ካብ ትልምን ፋይናንስ ከተማ ምህበረ ዲዩጎ ምዉሳድ ይክእል 

6 ኣብ ዝቀረበ ሰነድ ጨረታ ናይ ባዕልካ ስፔስፊኬሽን ምዉሳክ ይኩን ምቅናስ ኣይፍቀድን

7 ተጫረቲ ሰዓርቲ ምካኖም ካብ ዝተገለፀሉ ኣብ ዉሽጢ 5 መዓልቲ ዉዕሊ ክኣስር ዝክእል

8 መክበሪ ጨረታ 5000 ቅርሺ ብስፒኦ ወይድማ ብጥረ ገንዝብ ከትሕዝ ዝክእል

9 ተጫረቲ ሰዓርቲ ኣብ ዝኮኑሉ እዋን ናይ ዝሰዓርዎ መጠን 10 ሚእታዊ ዉዕሊ መክበሪ ከትሕዙ ዝክእሉ 

10 ተጫረቲ ዉዕሊ ኣብ ዝአስርሉ ኣብ ዉሽጢ 5 ናይ ስራሕ መዓልቲ ንብረት ብናይ ባዕሎም መጎዓዝያ ናብ ንብረት ክፍሊ ኣታዊ ክገብሩ ዝክእሉ 

11 20 ምኢታዊ ናይ ምዉሳክ ወይ ናይ ምቅንስ መሰል ከምዝለዎ ክፈልጡ ይግባእ 

12 ጨረታ ክፍቲ ዝኮነሉ ካብ 25 ታሕሳስ 2010 ዓም ክሳብ 15 ጥሪ 2010 ዓም ኣብ ናይ ስራሕ መዓልቲ ኮይኑ 

13 ጨረታ ሳንዱቅ ዝዕፀወሉ 16 ጥሪ 2010 ዓም ሰዓት 3:30 ጨረታ ዝክፈተሉ ድማ 16 ጥሪ 2010 ዓም ሰዓት 4:00 ተጫረቲ ወይድማ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት 

14 እቲ ቤት መዘጋጀ ዝሐሸ መማረፂ እነተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ ንዝበለፀ ናይ ጨረታመምርሒ ምስ ሰነድ ጨረታ ሓቢሩ ስለ ዝሽየጥ ምርኣይ ይከኣል ንዝበለፀ ሐበሬታ ብቁፅሪ ስልኪ 0343290038

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo