... ናይ ሬዲዮን ቴሌቭዥንን መሳርሕታት ሽቁሑት ብገልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድገ ይደሊ ።

... ረኩም ካብ ደረጃ 1 ክሳብ ደረጃ ፈቃድ ዘለኩም ንክትወዳደሩ ንዕድም

... ህቲ ፅገና ንምስራሕ ፍልፍል በጀቱ ድማ ናይ ቤት መዘጋጃ ከተማ ሸራሮ ብደረጃ ወይ እዉን ብርኪ 8 ፍቃድ ደቀቅቲ ትካላት ንግዲ ናይ ኤሌክትሪክን ኤሌክትሮ መካኒካል ስራሕቲ ብግልፂ ጨረታ አጫሪቱ ከስርሕ ይደሊ

ኩባንያና መስፍን ኢንዳስትሪያል ኢንጂነሪንግ ሓላ/ዝተ/ው/ማሕበር ናይ ኮንስትራክሽን ኣቅሑ ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደለየ በዚ ዘርፊ ስራሕ ፍቓድ ዘለኩም ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ መዓቀኒታት እተማልኡ ሕጋዊ ነጋዶ አብዚ ጨረታ ንክትሳተፉ ንዕድም::

መቐለ ሆስፒታል ዋተር ፓምፕን ኣንሶላን ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ከስርሕ ይደሊ፡፡ በዚ መሰረት ኣብዚ ክትወዳደሩ እትደልዩ ሕጋውያን ነጋዶ ንክትወዳደሩ ይዕድም፡፡

ኢንተርፕራይዝ ስራሕቲ መንገዲ ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ተዘርዚሩ ዘሎ ንብረት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ስለዝደለየ ሕጋዊያን ነጋዶ ተወዳደሩ ይዕድም፡

ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶት ምምሕዳር ፋይናንስ ወረዳ ኣፅቢ ካብ PSNP-5 ሰፍትኔት ብዝተረከበ ባጀት ንፅሕፈት መሳርሒ ኢንዳስተርያል ማተርያል ስፔር መቀያየሪ ኣቁሑት ሞ/ሳይክልን ውፅኢት መዓድን ብፕሪፎርማ /Shoping/ ኣወዳዲሩ ግዝኢት ክፍፅም ስለ ዝደለየ ሕጋውያን ነጋዶ ዝኮንኩም ክትወዳደሩ ንዕድም፡፡

ቅዱስ ፍሬምናጦስ አባ ሰላማ ከሣቴ ብርሃን መንፈሳዊ ኮሌጅ ዝተፈላለዩ ንከርሰ መሬት አገልግሎት ዝውዕል ናይ ቡንቧን ኤሌትሪክን ብጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ።

ኣብ ትሕቲ ማሕበር ልምዓት ትግራይ ዝመሐደር ማእከል ኢንቨስትመንት ቃላሚኖ ካብዚ ንታሕቲ ዝተጠቀሱ ዝተፈላለዩ ናይ ብሎኬትን ታራዞን ሞልድታት ዝሰርሐሉ ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ

ንኤጀንሲ መራከቢ ሓፋሽ ትግራይ ግልጋሎት ዝዉዕል ጋዝ ኤየር ኮንድሽነር : ኤየር ኮንድሽነር ማኒፎልድ ጌጅ : ኤየር ከልነርን ባትሪን ፕሮፎርማ ጨረታ ክዕድግ ይደሊ