ኣብ ቤት ፅሕፈት ቤት መዘጋጃ ከተማ ሸራሮ ዝርከብ ከይዲ ስራሕ ዝተዋደደ መሰረተ ልመዓት ኣብ ናይ 2016 በጀት ዓመት ኣብ ጣቢያ ሙሴን ሰድሪን ዝርከብ ዋንነቱ ናይ ቤት መዘጋጃ ሸራሮ ዝኮነ ናይ ጎደና መብራህቲ ፅገና ንምስራሕ ፍልፍል በጀቱ ድማ ናይ ቤት መዘጋጃ ከተማ ሸራሮ ብደረጃ ወይ እዉን ብርኪ 8 ፍቃድ ደቀቅቲ ትካላት ንግዲ ናይ ኤሌክትሪክን ኤሌክትሮ መካኒካል ስራሕቲ ብግልፂ ጨረታ አጫሪቱ ከስርሕ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስ ከተማ ሸራሮ

1 ናይ 2016 ዓም ዝተሐደሰ ብቤትፅሕፈት ልምዓት ደቀቅቲን ኣናእሸተይን ትካላት ዝተዉሃበ ብርኪ ትካል ወረቀት ምስክር

2 ፍቃድ ስራሕ ንግዲ ወረቀት ምስክር

3 ምዝገባከፋሊ ግብሪ ወረቀት ምስክር

4 መቅረባይነት ወረቀት ምስክር ምዝገባ ተወሳኪ አሴት ታክስን ናይ ወርሒ ጥቅምቲ ሕዳርን ታሕሳስን 2012 ዓም ናይ ኤሌክትሪክን ኤሌክትሮ መካኒካል ሒሳብ ዘፍለጠሉ መረዳእታ ኢሉእዉን ወረቀት ምስክር ምዝገባ ተኮናተራያነት ከቅርቡ አለዎም

5 ዝኮነ ብደረጃ 8 ብርኪ ፍቃድ ደቀቅቲ ናይ ኤሌክትሪክን ኤሌክትሮ መካኒካል ማሕበር ዘለዎ ዝምልከት ኮይኑ ኣብቲ ቅድም ኢሉ ዝተገለፀ ፕሮጀከት ክጫረቱ ይክእሉ እዩም

6 ጨረታ ዉሕስና ብባንኪ ኢትዩጰያ ካብ ዝተፈቀደሎም ዝተፈቀዱ ባንኪታት ዝዉሃብ ኣብ ኩነታት ዘይተመስረተ ዉሕስና ባንኪ ናይ ገንዝብ ክፍሊት መኣዘዚ ወይእዉን ስፒኢ ወ እዉን ብጥረ ገንዘብ 12000 / ዓሰርተ ክልተ ሽሕ ቅርሺ/ ከቅርቡ አለዎም

7 ብጥረ ገንዘብ ዝቅርብ ኣብ ፋይናንስን ብግዚያዊ መፅንሒ ሰነድ ቅብሊት ቆሪፂ ከቅርብ ዝክእል

8 ተጫረቲ ናይቲ ዝጫረተል ሳይት ካብ ዝተረከብሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ዉሽጢ 60 ተከታተል መዓልቲ ፈፂሞም ከረክቡ አለዎም

9 ኩሎም ተጫረቲ ሰነድ ጨረታ ካብ 4 ሚያዚያ 2016 ዓም ጀሚሩ ካብ ቤት ፅሕፈት ቤት መዘጋጃ ከተማ ሸራሮ ዝርከብ ከይዲ ስራሕ ዝተዋደደ መሰረተ ልምዓት ኣድላይ መረዳእታ ብምሓዝ ዘይምለስ 250 ቅርሺ ብምክፋል ምዉሳድ ይክእሉ

10 ተጫረቲ ናይ ዝጫረተሉ ሰነድ ሐደ ዋናን ክልተ ቅዳሕን ነንበነየ ብምዕሻግ ኩሎም ፖስታት መሊሶም  ኣብ ሐደ ዓብይ ፖስታ ብምዕሻግ ናይቲ ዝጫረትሉ ፕሮጀከት ሽም ኣብ ልዕሊ እቲ ዓብይ ፖስታ ብምሕፃፍ ነቲ ጨረታ ተባሂሉ ናብ ዝተዳለወ ሳንዱቅ ጨረታ ክሳብ 21/8/2016 ዓም ሰዓት 3:30 ቅድሚ ቀትሪ ብኣካል ብምምፃእ ከእትዉ አለዎም

11ተጫረቲ ኣብቲ ዝወሰድዋ ሰነድ ጨረታ ብትክክል መሊኦም ኣብ ነብሰወከፍ ገፅ ድማ ፊርሞምን ማህተሞምን ኣንቢሮም ቅድሚ እቲ ጨረታ ክወስድዎ ዝነበረ እንተይኣዛብዑ ብትክክል መሊኦም ከቅርቡ አለዎም

12 እቲ ጨረታ ኩሎም ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ 21/8/2016 ዓም ሰዓት 4:00 ቅድሚ ኣብ ክፍሊ ቁፅሪ 06 ይክፈት

እዚ ከይዲ ስራሕ ካሊአ ኣማራፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ  መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንተወሳኪ ሐበሬታ 0914886142

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo