መቐለ ሆስፒታል ዋተር ፓምፕን ኣንሶላን ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ከስርሕ ይደሊ፡፡ በዚ መሰረት ኣብዚ ክትወዳደሩ እትደልዩ ሕጋውያን ነጋዶ ንክትወዳደሩ ይዕድም፡፡

ሆስፒታል መቐለ

በቑፅሪ 3211/ዐፕ-16-1/16

ዕለት 01/08/2016 ዓ/ም

ን2ይ ግዜ ዝወፀ ምልክታ ፕሮፎርማ

መቐለ ሆስፒታል ዋተር ፓምፕን ኣንሶላን ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ከስርሕ ይደሊ፡፡ በዚ መሰረት ኣብዚ ክትወዳደሩ እትደልዩ ሕጋውያን ነጋዶ ንክትወዳደሩ ይዕድም፡፡

ክትወዳደሩ እትደልዩ ተጫረቲ ክተማልእዎ ዝግባእ ረቛሒ፦

1. ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቓድ፣ ቲን ናምበርን ኣብ ሓዱሽ መቕረብቲ ዝርዝር ዝተመዝገቡ ምዃኖምን መረዳእታ ፎቶ ኮፒ ከቕርቡ ዝኸእሉ፣

2. እቲ ፕሮፎርማ ካብ ዝወፀሉ ዕለት 01/08/2016 ክሳብ 3/08/2016 ኣብ መቐለ ሆስፒታል ደጋፊ ከይዲ ስራሕ ዕደጋፋይናንስን ምምሕዳር ንብረትን ቁፅሪ 62 ምውሳድ ዝከኣል ኮይኑ ሰዓት 4፡30 ይኸፈት

3. ተጫረቲ ዘሸንፍዎም ኣቕሑት ሰዓርቲ ምዃኖም ካብ ዝፈለጥሉ ዕለት ጀሚሩ ደብዳበ ካብዝበፀሐኩም መዓልቲ ጀሚሩ ናብ ትካልና ብናይ ባዕሎም ትራንስፖርት ኣተዊ ክገብሩ/ራ ዝክእሉ/ላ

4. እዚ ፕሮፎርማ ኣብ መንጎ ተጫረቲን ሆስፒታል መቐለን ከም ውዕሊ ኮይኑ የገልግል፣

5. ተጫረቲ ኣብ እትመልእዎ ሰነድን ፖስታን ናይ ትካልኩም ማሕተምን ፌርማን ክዓርፎ ኣለዎ

6. ዝምላእ ዋጋ መቐለ ሆስፒታል ኣብ ዘዳለዎ ቅጥዒ ክኸውን ኣለዎ

7. ሆስፒታልና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ እቲ ፕሮፎርማ ሙሉእ ብምሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo