... ድትን ምድብ ክልተ ኣቅሑት ናዉቲ ቢሮ ካብ ሕጋዊያን ነጋዶ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

... ዓዝያ ንምርካብ ብግልፂ ጨረታ ብምዉድዳድር ን 6 ኣዋርሕ ዝፀንሕ ዋጋ መሰረት ብምግባር ዉዕሊ ብምእሳር ናብ ዞም ዝተጠቀሱ ቦታታትዝዉዕል ንምጎዕዓዝ ወይ ንምፅዓን ብምዉድዳር ግልጋሎት መጎዓዝያ ክረክብ ይደሊ

... ስራሕቲ ሐለዋ ብቅዓት ንዘለዎ ሐለዋ ግልጋሎት ዋሃብቲ ትካለት ብዉድድር ንሐደ ዓመት ዉዕሊ ኣሲሩ ከስርሕ ይደሊ

... ብ ዘዳለዎ ቦታ ንከፍስስ ካብ ግልጋሎት ወሃብቲ ትካላት ብምዉድዳር ንሐደ ዓመት ዉዕሊ ኣሲሩ ከስርሕ ይደሊ

... ዉድዳር ዕድገት ግልጋሎት ከፍፅም ስስዝደስቦ በዚ ዘርፊ ሕጋዊ ንግድ ፍቃድ ዘስኩም ትካላት ንክትወዳደሩ ይዕድም፦

... ብኣካል ናብ ትካልና እናመፃእኹም እቲ ዓራት ብምርኣይ ካብዙይ ንታሕቲ ብዝተቐመጠ ዝርዝር መሰረት ዋጋ ብምምላእ ክትወዳደሩ ንዕድም::

... ላለዪ ናይ ናይ ናይ መኪና እስፔር፡ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ስለ ዝደለየ

... ሉ ናይ ቢሮን ናይ ትምህርቲ ናውትን ብጨረታ አወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ።

... ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደለየ በዚ መሰረት ነቲ ዝተቀመጠ ረቋሕታት እተማልኡ ተጫረትቲ ንክትወዳደሩ ይዕድም:-

... ዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደለየ በዚ መሰረት ነቲ ዝተቀመጠ ረቋሕታት እተማል.ተጫረትቲ ንክትወዳደሩ ይዕድም -

ሱር ኮንስትራክሽን ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ዉልቀ ማሕበር ኣብ ከተማ መቐለ ሽረ ኣክሱም ዓብይ ዓዲን ካልኦት ከተማታትን የሳልጦ ኣብ ዘሎ ናይ ልምዓት ስራሕቲ ክሰራሐ ዝክእላ ሰለስተ ኤክስካቫተር : ሽድሽተ ሎደር : ሓምሳ ሰለስተን ገልባጭ መኪና ማለት እዉን ዳምፕ ትራክ : ሓሙሽተ ናይ ማይ ቦቲ ማለት እዉን ዋተር ትራክ ተካሪዩ ከስርሕ ይደሊ

ሱር ኮንስትራክሽን ሓላ/ዝ/ዉ/ማ ዝተፈላለያ ዓይት ኣርማታ ብረት ማለት አዉን ቴንዲኖ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት አጠቃቅማ ምምሕዳር መሬት ካዳሰተር ከይዲ ስራሕ አጠቃቅማን ምምሕዳር መሬት ከተማ ሸራሮ ብሊዝ ጨረታ ኣብዚ በጀት ዓመት እዚ 4 ግዜ ከጫረት ካብ ዝሓዞ ንካልኣይን ሳልሳይን ግዜ ብምጭራት ናብ ተጠቀምቲ መሬት ከመሓላልፍ ይደሊ

Alliance of Civil Society Organizations of Tigray would like to Invite a Qualified Audit Firm to Conduct auditing of ACSOT's Accounts for the Year to End in December 2023 and the Following Three Consecutive Years