መንበረ ሰላማ ከሳቴ ብርሃን ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተ ክርስቲያን ትግራይ ኮሚቴ ህፁፅ ሓገዝ ብድርቂ ንዝተጠቕዑ ወገናትና ሓገዝ ዝውዕል ማሽላ ባሕሪ/ዕፉን፣ ፅሩይ ዓተር ክክዕን ዘይቲ ብልዒን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ዓዲጉ ነዚ ንምጉዕዓዝ 400 ኩ/ል ዝፅዕና 10 ዓበይቲ ናይ ፅዕነት ተሽከርከርቲ ክካረ ይደሊ፡፡

ወረዳ ራያ ዓዘቦ ቤት ፍርዲ ናይ መኪና ኣቅሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ኤጀንሲ ምርግጋፅ ብቅዓት ሙያ ክልል ትግራይ ንኤጀንሲ ግልጋሎት ዝውዕሉ ዝተፈላለዪ ናይ ናይ ህትመትን ፡ ፅሬት ኣቁሑትን ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክገዝእን ከስርሕን ስለ ዝደለየ

ቤት ፅሕፈት ጊዚያዊ ምምሕዳር ዳይሬክቶሪት ዕደጋ ፋይናንስን ንብረት ምምሕዳርን ንካብኔ ሴክሪታርያት ዘይም/ም/ ዲሞክራታይዘሽን ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ መኪና ጎማን ናይ ብፕሮፎርማ ዕደጋ ሜላ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ንኤጀንሲ መራከቢ ሓፋሽ ትግራይ ግልጋሎት ዝዉዕል ጋዝ ኤየር ኮንድሽነር : ኤየር ኮንድሽነር :ኤየር ክልነርን ባትሪን ፕሮፎርማ ጨረታ ክዕድግ ይደሊ

ኤጀንሲ ምርግጋፅ ብቅዓት ሙያ ክልል ትግራይ ንኤጀንሲ ግልጋሎት ዝዉዕል ዝተፋለለዩ ናይ ህትመትን : ፅሬት ኣቅሑትን ብፕርፎርማ አወዳዲሩ ክገዝእን ከስርሕን

ቤት ፅሕፈት ስራሕቲ ምግባረ ሰናይ ትእምት ነቲ ቤት ፅሕፈት ኣገልግሎት ዝዉዕሉ ኮምፒተራትን ፕሪንተራትን አወዳዲሩ ብግልፂ ጨረታ ክዕድግ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ ዉቅሮ ኣብ 2016 በጀት ዓመት ካብ ባንኪ ዓለም UIDP ሐገዝ ዝተረከበ በጀት ናይ ኤሌክትሪክ ኣቅሑት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ኢንተርፕራይዝ ስራሕቲ መንገዲ ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ተዘርዚሩ ዘሎ ንብረት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ስለዝደለየ ሕጋዊያን ነጋዶ ተወዳደሩ ይዕድም፡

ማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ ናይ መኪና ባትሪ ቦሊደን ንክትዕድግ ስለዝደለየት::