ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ ንቤት ፅሕፈት ፖሊስ ከተማ መቐለ ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ሕትመት ፕሮፎርማ ኣወዳዲርና ዕድጊት ክንፍፅም ንደሊ ፡፡ ስለዚ ኣብዚ ፕሮፎርማ ክትወዳደሩ እትደልዩ

ንኮሚሽን ፖሊስ ትግራይ ግልጋሎት ዝውዕሉ ዝተፋላለዩ ናይ መኪና ኣቑሑት ንብረት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደለየ

ንኮሚሽን ፖሊስ ትግራይ ግልጋሎት ዝውዕሉ ዝተፋላለዩ ናይ ኤሌክትሪክ ንብረት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደለየ

ንኮሚሽን ፖሊስ ትግራይ ግልጋሎት ዝውዕሉ ዝተፋላለዩ ናይ ኤሌክትሮኒክስ ንብረት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደለየ

ንኮሚሽን ፖሊስ ትግራይ ግልጋሎት ዝውዕሉ ዝተፋላለዩ ናይ ቋንቋ ትርጉ ከተርጉም ስለ ዝደለየ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደለየ

ንኮሚሽን ፖሊስ ትግራይ ግልጋሎት ዝውዕሉ ዝተፋላለዩ ናይ ሕትመት መሳርሒ ንብረት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደለየ

ዋሕስ ናይ ገዛ ቁጠባን ህንፀትን ኣ/ማ ንዝሃንፆም መንበሪ ኣባይቲ ብማሽናት ሓመድ ናይ ምፍሓርን ምልዓልን ስራሕቲ ንምክያድ ስለዝደለየ ነቲ ዝተቀመጠ ረቁሓታት እተማልኡ ናይ ኮንስትራክሽን ማሽነሪ ኪራይ (Construction Machinery Rent) ፍቃድ ዘለኩም ተጫረትቲ ንክትወዳደሩ ይዕድም

ኤጀንሲ ልምዓትን ምምሕዳር አባይቲ ክልል ትግራይ አብ ከተማ መቐለ ዝርከብ ናይ ንግዲ ሐደ ገዛ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ከካሪ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ወልቃይት አብ 2016 በጀት ዓመት ካብ መደበኛ ብዝተረከበ በጀት ኣብ ወረዱ ዝረከባ ኣብያተ ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕሉ ሎት ሐደ ዝተፈላለዩ መሳርሒ ፅሕፈት : ሎት ክልተ ኣቅሑት ፅሬት : ሎት ሰለሰት ኣናእሸተይ መሳርሒታት : ሎት ኣርባዕተ ኤሌክትሮኒክስ : ሎት ሓሙሽተ ጎማን ካላማደሪያን መኪናን ሞተርሳይክልን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ

ኣብ ምምሕዳር ከተማ ሸራሮ ጣቢያ ሐየሎም ማሕበረሰብ ዕደጋ ኮሚቴ ናይ ስደኛታት ፅዕንቶ ምንካይ ልምዓት ፕሮጀክት ማለት እዉን DRD IP2 ብዝተረከበ ድጋፍ በጀት ንዝስራሕ ሐደ ብሎክ ናይ ሰማእታት ቀዳማይ ብርኪ ምስሕፋሕ ሓዱሽ ህንፃ ከስርሕ ስለዝደለየ ኩሉ ደረጃ ወይድማ ብርኪ ዘይፈሊ ናይ ኮስትራክሽን ስራሕ ፍቃድ ንግዲ ዘለኩም ኮንትራክተራት ንጉልበት ንፎርም ወርክ ንማይ ምቅራብን ንምስታይን ከምእዉን ነቲ ህንፃ ዘድልዩ ኣቅሑት ማለት እዉን ናዉቲ መሳርሒ ህንፃ ብናይ ህንፃ ስራሕ ፍቃድ ዘለኩም ብከባቢያዊ ግልፂ ጨረታ ኣብ 2016 ዓም አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ