ቤት ፅሕፈት ቤት መዘጋጃ ከተማ ዓዲግራት ንናይ ቤት ፅሕፈቱ ግልጋሎት ዝዉዕል ምድብ ሐደ ናይ ሴኖትራክ ዓብይ መኪና መለዋወጢ ኣቅሑት : ምድብ ክልተ ናይ ሎደር ዓባይ መኪና መለዋወጢ ኣቅሑት ካብ ስሩዕ በጀት ብግልፂ ጨረታ ክዕድግን ግልጋሎት ክረክብን ይደሊ

ቤት መዘጋጃ ከተማ ዓዲጎዶም ዝተፈላለዩ ዓይነት ናይ ኤሌክትሪክ ኣቅሑት : ናይ ስፖርት ዕጥቅን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ አገልግሎት ክረክብ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ማእከል ኣድያቦ መሳርሒ ፅሕፈት ፡ ኣቅሑት ኮምፒተር ፡ ኣቅሑት መሳርሒ ሕርሻን ፡ ዝተፈላለዩ ኣቅሑት ቤት ዕዩን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶት ምምሕዳር ፋይናንስን ከተማ ቆራሪት ንግልጋሎት ኣብያተ ዕዩ ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ መሳርሒታት ፅሕፈት : ሃለቅቲ ኣቅሑት : ናዉቲ ኤሌክትሮኒክስን : ኣቅሑት ቤት ዕዩን አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ቤት ኮንስትራክሽንን መጎዓዝያን ወረዳ ፅምብላ ኣብ ጣቢታት አሎጊን ደብረማሪያምን ምዕባለን መንገዲ ክንሰርሕ ንደሊ

ትካልና ኦርት ፊዝዩቴራፒ ማእከል መቐለ ኣብ ቓልሲ መጉዳእቲ ስኒ ንዘጋጠሞም ኣባላት ማ/ጉ/ኩ/ት ብጨረታ ናይ ስኒ ድጋፍ ከስርሕ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ጊዝያዊ ምምሕዳር ዳይሬክቶሬት ዕደጋ ፋይናንሰን ንብረት ምምሕዳርን ንካብኔ ሴክሪታርያት መሰረተ ልምዓት ግልጋሎት ዝውዕል ናይ መኪና ጎማን ናይ ብፕሮፎርማ ዕደጋ ሜላ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ንኢንስቲትዩት ምርምር ጥዕና ትግራይ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ፅሬት መሳረሒ አቅሑት ክገዝእ ስለዝደለየ ክትወዳደሩ እትደልዩ ፦

ቢሮ ሰላምን ፀጥታን ክልል ትግራይ ናይ 2016 ዓ.ም በጀት ዓመት ንቢሮ ግልጋሎት ዝውዕል ናይ መኪና ጎማ ንምግዛእ ካብ ሕጋውያን ነጋዶ ከወዳድር ስለ ዝደለየ እቲ ዝርዝር ከምዝስዕብ ይኸውን

ኢንተርፕራይዝ ስራሕቲ መንገዲ ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ተዘርዚሩ ዘሎ መለዋወጢ ኣቑሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ስለዝደለየ ሕጋዊያን ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድም።