ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ክፍለ ከተማ ሓድነት ንናይ ቤት ፅሕፈት ጥዕና ቴሌቪዝን ንምግዛእ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ

ኣብ ኤጀንሲ ድጅታል ክልል ትግራይ ዳይሬክቶሬት ዕደጋ ፋይናንስን ንብረት ምምሕዳር ንኤጀንስና ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ሕትመት ስራሕ ብፕሮፎርማ ፡ ኣወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ። በዚ መሰረት እዞም ዝስዕቡ ረቋሒታት እተማልኡ ነጋዶ ክትሳተፉ/ፋ ትኽእሉ/ላ፡፡

ከተማ መቐለ ማእኸላይ ቤት ፍርዲ ዳይሬክቶሬት ዕደጋ ፋ/ንብረት ምምሕዳርን ካብ ናይ መደበኛ 2016 እዞም ዝስዕቡ ምድብ 1 /001/2016 ናይ ፅሬት መሳርሒ ፣ ምድብ2l / 002/2016 ናይ ሕትመት መሳርሕን ምድብ 3/ 003/2016 ናይ ፅሕፈት መሳርሕን ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

መቐለ ፖሊ ቴክኒክ ኮሌጅ ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቕሑት፣ ህንፃ መሳርሒ ኣቕሑት፣ ፅሬት ኣቕሑትን ናይ ኤሌክትሪክ ኣቕሑትን ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።

ማ/ተ/ሰ/ትግራይ መለስ . ካምፓስ ነውጉኣት ተጋደልቲ ንምግቢነት ግልሎት ዝውዕል ባኒ ኣድላይ ኮይኑ ስለዝተርከበ ባኒ ሰሪሕኩም (ኣብሲልኩም) ክተቅርቡ እትደልዩ : ሕጋውያን ነጋዶ እዞም ኣብ ታሕቲ ዝተዘርዘሩ ሮቋሒታት ኣማሊእኩም ምጭራት ከም ዝካኣልንገልፅ።

ቤት ህንፀት መቐለ ካብ በጀት ዓመት 2016 ዓ/ም ዝኽፈል ንናይ ፅሕፈት መሳርሒ ዝውዕል ንብረት ካብ ሕጋዉያን ነጋዶ ብፕሮፎርማ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ

ቤት ህንፀት መቐለ ካብ በጀት ዓመት 2016 ዓ/ም ዝኽፈል ንሓካይም ግልጋሎት ዝውዕል ጋቦንን ጆዲድን ንብረት ካብ ሕጋዉያን ነጋዶ ብፕሮፎርማ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ

ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ ናይ መኪና ስፔር ፓርት ብፕሮፎርማ ኣወዳድሩ ክዕድግ ይድሊ፤

ኢንተርፕራይዝ መፅናዕቲ ዲዛይንን ቁፅፅርን ስራሕቲ ማይ ትግራይ ናይ ኮር ድሪሊንግ (Core Drilling Works) ስራሕቲ ዝሰርሑ ትካላት ኣወዳዲሩ ከስርሕ ስለዝደሊ

ቢሮ ልምዓት ከተማን ኮንስትራክሽንን ክልል ትግራይ ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቑሑት ካብ ሕጋውያን ነጋዶ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡