ም ል ክ ታ ፕ ሮ ፎ ርማ
ኤጀንሲ ልምዓትን ምምሕዳርን ኣባይቲ ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፀ ናይ ስፔር ፓርት ቑሑት ክዕድግ ስለዝደለየ ነዚ ኣቐሓ ክትቕርቡ ትክእሉ ትካላት ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት ኣተሒዙ ክሳብ 15/2/2017 ዓ/ም ስዓት 9:00 ፕሮፎርማ ብምምላእ ክትወዳደሩ ይዕድም።
ተወዳደርቲ
• ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቓድ ናይ 2016/2017 ዓ/ም
• (TIN) Tax identification Number ዘለኩምን
• ኣብ ናይ መቕረባይነት ዝርዝር ዝተመዝገብኩም።
ዝርዝር ንብረት/ዓይነት ንብረት/ | ዝርዝር መግለፂ | መዐቀኒ | በዝሒ | ናይ ሓደ ዋጋ | ጠቅለላ ዋጋ | |
---|---|---|---|---|---|---|
LAN..25 SL | ||||||
1 | Bearing rear | 90080...36206 | Pcs | 1 | ||
2 | Axle seal | 90310...T0006 | Pcs | 1 | ||
3 | Axle shaft Assey | 42311...ok030 | Pes | 1 | ||
4 | differential seal | orginal | Pcs | 1 | ||
5 | ናይ መሪ ዘይቲ መትሕዚ | ቋት/ማ/ | Pcs | 1 | ||
6 | ክሪክ ምስ መልዐሊኡ | TOYOTA Orginal | Pcs | 1 | ||
7 | ሴንተር ቤሪንግ | 37230---ok011 | Pcs | 1 | ||
8 | ብሬክ ፓስተር ኣሰይ | 4461009290 | Pcs | 1 |
መተሓሳሰቢ
• ተወዳዳራይ ተዓዋታይ ምዃኑ ካብ ዝተገለፀሉ ዕለት ኣትሒዙ ኣብ ውሽጢ /7/ሸወዓተ መዓልቲ እቲ ንብረት ከቕረብ ኣለዎ።
• ኣብ ስቶሩ ንብረት ዘይብሉ ተጫረቲ ክመልእ የብሉን ካልኣይ ንዝሰዓሮ ኣቕሓ ብናይ ባዕሉ ትራንስፖርት ኦርጅናል ምዃኑ ኣረጋጊፁ ናብ ቤት ዕዮና ኣታዊ ዝገብር ኮይኑ ብእዋኑ እንተዘይኣቕሪቡ ኣብ ስራሕቲና ንዝፍጠር ምትእጉጓል ብመምርሒ ዕደጋ መሰረት ተሓታቲ ይኸውን፣
• ተወዳዳራይ ዘቕርቦ ናይ ፕሮፎርማ ሰነድ ከም ውዕሊ የግልግል።
• ቤት ዕዮና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኺቡ እቲ ፕ/ጨረታ ብኸፋል ወይ ድማ ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ፣