ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ ንቤት ፅሕፈት ምምሕዳር ከተማ መቐለ ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ፕሮፎርማ ኣወዳዲርና ዕድጊት ክንፍፅም ንደሊ ።

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ ንቤት ፅሕፈት ምምሕዳር ከተማ መቐለ ግልጋሎት ዝውዕል ናይ መኪና ስፔር ፕሮፎርማ _ ኣወዳዲርና ዕድጊት ክንፍፅም ንደሊ ።

ማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ ናይ ዋርድያታት ካፖርት ንክትዕድግ ሰለዝደለየት::

ቤት ፅሕፈት አገልግሎት ቀረብ ማይ ፈሳስን ከተማ መቐለ ናይ በጀት ዓመት 2016 ዓም ዘገልገለ አረጊት ንብረት ክትጫረቱ እትደልዩ ሕጋዊያን ነገዶ ብክብሪ ይዕድም

ቤት መዘጋጃ ክፍለ ከተማ ሰሜን ኣብ 2016 በጀት ዓመት ዝተዘርዘሩ ንኣገልግሎት እቲ ቤት መዘጋጃ ዝዉዕል መሳርሒ ፅሕፈት : ናይ ገዛን ቢሮን ኣቅሑት: ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ : ኣቅሑት ፅሬትን: ኣቅሑት ሕትመትን: ናይ ገንዘብ መትሓዚ ካዝና ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ፋብሪካ ስሚንቶ መሰቦ ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ዉልቀ ማሕበር 100 ኪሎግራም ዝተቀደደ ፕላስቲክ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ንዓማዊል ክሸይጥ ይደሊ

ፋብሪካ ልሱልስ መሰተ ሞሃ መቐለ ንፋብሪኩኡ አገለግሎት ዝዉዕል 30000 ሊትሮ ናይ ምሓዝ ዓቅሚ ዘለዎ ናይ ቤንዝን ታንከር ኣብ ጎድጎድ ኮዒትካ ንምቅባር በዚ ስራሕ ዝተዋፈሩ ደረጃ 8 ናይ ህንፃ ስራሕቲ ሰብ ሞያ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ

ጉና ስራሕቲ ንግዲ ሓላፍነቱ ዝተ/ዉ/ማ ፅሬት ዘለዎ ዝተፈላለዩ ናይ ስፖርተኛታት ዕጥቅን : ብሽክሌታን : መለዋወጢ ኣቅሑት ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ቢሮ ጉዳይ ደቂ ኣንስትዮ ክልል ትግራይ ንቢሮና ግልጋሎት ዝውዕል ንኮፕራ ሞዴል 105 ታርጋ ቁፅሪ ትግ 4-01003 መኪና ዝውዕል ብርጅስቶን ጎማ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ

ቢሮ ጉዳይ ደቂ ኣንስትዮ ክልል ትግራይ ንቢሮና ግልጋሎት ዝውዕል ንኮፕራ ሞዴል 105 ታርጋ ቁፅሪ ትግ 4-01003 መኪና ዝውዕል ብርጅስቶን ጎማ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ