ኣብ ቤት ማዘጋጃ ከተማ መረ-ሚኢቲ ኣብ በጀት ዓመት 2016ዓ/ም ን1ይ ግዜ ከተማና ሊዝ ጨረታ ካብ ዝጅምር ድማ ን4ይ ግዜ ሊዝ ጨረታ

ቤት ፅ/ት ቤት ምኽሪ ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ናይ ስፐር ፓርት ክዕደግ ሰለ ዝደለየ ብፕሮፈርማ ኣዋዳዲሩ ክዝእ ይደሊ::

በዓል መዚ ሓለዋ ከባብን ለውጢ ነባሪ አየርን ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተጠቐሰ ናይ ኮምፒቴር ኣቑት ብፕሮፎርማ ምልክታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደልይ ብኮምፒተርን ኮምፒቴር ተዛማድን ብዘርፉ ዝተዋፈርኹም ሕጋዊ ነጋዶ ዝኾንኩም ክትወዳደሩ ይዕድም::

ኣብ ጊዝያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ቤት ፅሕፈት ፕረዚደንት ዳይሪክተረት ዕደጋ ፋይናንሰ ንብረት ምምሕዳር ንቤት ፅሕፈት ፕረዚደንት ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ሴስክትሪክን መሰተንገዶ ኣቅሑት ብምስክታ ፕሮፎርማ ዕደጋ ሜሳ ሽወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።

ቤት ምኽሪ ንግድን ዘፈር ማሕበራትን መቐለ ናይ ቅብሊት ደረሰኝ ብፕሮፎርማ ስርዓት ዕደጋ ከሐትም ይደሊ።

ቢሮ ፋይናንስን ምትሕብባር ሃፍትን ንዳ/ዳ/ ምም/ር ፋይናንስ መንግስቲ ካብ UIDP በጀት ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቑሑት ብዕለት 05/10/2016 ዓ/ም ብናይ ዕደጋ መሕተቲ ፎርሚ ብዝሓተቱና መሰረት ብፕሮፈርማ ኣዋዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።

ቢሮ ፋይናንስን ምትሕብባር ሃፍትን ንኤጅንሲ ጥሙር ዕደጋ ምዉጋድ ንብረትን ንዳሬክቶሬት ዕደ/ፋ/ምም/ር ንብረትን ካብ መደበኛ በጀት ናይ መኪና ኣቑሑት ብዕለት 26/09/2016 ዓ/ምን 18/09/2016 ብናይ ዕደጋ መሕተቲ ፎርሚ ብዝሓተቱና መሰረት ብፕሮፈርማ ኣዋዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።

ቢሮ ፋይናንስን ምትሕብባር ሃፍትን ንዳ/ዳ/ ምም/ር ፋይናንስ መንግስቲ ካብ One Wash Program በጀት ናይ ፅሕፈት መሳርሒ /ሃለቅቲ ኣቑሑት/ ብዕለት 08/09/2016 ዓ/ም ብናይ ዕደጋ መሕተቲ ፎርሚ ብዝሓተቱና መሰረት ብፕሮፈርማ ኣዋዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።

ቢሮ ፋይናንስን ምትሕብባር ሃፍትን ንዳ/ዳ/ ምም/ር ፋይናንስ መንግስቲ ካብ CALM በጀት ናይ ፈርኒቸር ኣቑሑት/ ብዕለት 03/10/2016 ዓ/ም ብናይ ዕደጋ መሕተቲ ፎርሚ ብዝሓተቱና መሰረት ብፕሮፈርማ ኣዋዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።

ኤጀንሲ ስታቲስቲክስን ምዝገባ ወሳኒ ኩነትን ትግራይ ትሕት ክብል ዝተዘርዘረ ናይ ኤሎትሮኒክስ ኣቅሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ /ክገዝእ/ ይደሊ ስለዙይ በቲ መስመር ሕጋዊ ንግድ ፍቓድ ዘለኩም ትካላት ክትወዳደሩ ይዕድም:-