ኤጀንሲ መዓድንን ኢነርጅን ክልል ትግራይ ፣ ንኣጎልግሎት ዝዉዕሉ ኣቅሑት መሳርሒ ህንፃ ፣ ፈርኒቸር ፣ ሓፂን መፂን ፣ ኮምፒተርን አሌክትሮኒክስ ኣቅሑትን ብግልፂ ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ን2ይ ግዜ ዝወፀ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ ኣብያተ ፅሕፈት ከተማ መቐለ ኣጎልግሎት ዝዉዕሉ ዝተፈላያ ሞተር ሳይክል ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ክልል ትግራይ ደጋፊ ከይዲ ስራሕ ፋይ/ዕደ/ንበረትን ምምሕዳርን ካብ ናይ መደባኛ በጀት ናይ ሕትመት ስራሕቲ ኣወዳዲሩ ክሐትም ይደሊ

ማሕበር ልምዓት ትግራይ ንቤት ፅሕፈትና ግልጋሎት ዝዉዕል ካብዚ ንታሕቲ ዝተጠቀሱ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ፣ ናይ ትምህርቲ ናዉቲ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ

ንብረትነቱ ናይ ቤት ፅሕፈት ህ.ወ.ሓ.ት ዝኾነ ዝተፈላለዩ ዘገልገሉ ንብረታት ብሓራጅ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክሸዉጥ ይደሊ

በመቐለ ዩኒቨርሲቲ የኢትዮጵያ ቴክኖሎጂ ኢንስቲትዩት - መቐለ ለ 2012 በጀት ዓመት አገልግሎት የሚውሉ የኬሚካልና ላብራቶሪ መገልገያ ዕቃዎች እና የህንፃ መሳሪያዎች በዉስን ጨረታ አወዳድሮ ለመግዛት ይፈልጋል

ንቢሮ ፀጥታን ምም/ርብ/ክ/መ/ትግራይ ን2012ዓ/ም በጀት ዓመት ንቢሩኡ ግልጋሎት ዝዉዕል ብግልፂ ጨረታ ኣጫሪቱ ክእድግ ስለዝደለየ ከም ዝስዕብ ይከዉን ናይ ቢሮ ፀጥታ ሃርድ ቶፕ መኪና ስፔር ፓርት ጊር ቦክስ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ/ከስርሕ ስለዝደለየ ካብ ሕጋዉያን ነጋዶ ነዚ ዝስዕብ ረቃሒ እተማልኡ ንክትወዳደሩ ይዕድም

ኮሌጅ ፖሊ ቴክኒክ መቐለ ዝርከባ ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቅሑት ፡ናይ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሒ ፅገና ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ፡፡

ኮሌጅ ፖሊ ቴክኒክ መቐለ ዝርከባ ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቅሑት ፡ናይ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሒ ፅገና ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ፡፡

ኢንተርፕራይዝ ስራሕቲ መንገዲ ክልል ትግራይ ናይ ስፔር ፓርት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ