ኣብ ቢሔራዊ ክልላዊ መንግስቲ ትግራይ ንቢሮ ማይ ሃፍቲ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ሞተር ሳይክል ዘይቲ ካብ በጀት ዓመት 2012ዓ/ም ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ቢሮ ማይ ሃፍቲ ትግራይ

1 ናይ ዘበን ዝተሓደሰ ሕጋዊ ፍቃድ ንግዲ ዘለዎ

2 ወረቀት ምስክር መቅረባይነት ከቅርብ ዝክእዕል

3 መለለይ ቁፅሪ ከፋላይ ግብሪ ዘለዎ

4 ተመዝጋቢ ተወሳኪ እሴት ታክስ ዝኮነን ናይ ዝሓለፈ ወርሒ ሒሳብ ዘወራረደሉ መረዳእታ

 5 ንሰነድ ዝርዝር ጨረታ ካብ መደበኛ ንኡስ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ እዚ ጨረታ ካብ ዝተጋወሐሉ 01/07/2012ዓ/ም ክሳብ 21/07/2012ዓ/ም ኣብ ዘሎ ንነፍሲ ወከፍ ሰነድ ጨረታ ዘይምለስ 50 ቅርሺ ብምክፋል ምዉሳድ ይካኣል

6 መኸበሪ ጨረታ ንናይ ሞተር ሳይክል ዘይቲ  4000 ቅርሺ ከትሕዝ ዝክእል

7 እቲ ጨረታ 21/07/2012ዓ/ም ሰዓት 3፡00 ተዓፅዩ ሰዓት 3፡30 ተጫረቲ ወይ ድማ ሕጋዊ ወኮልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት

8 ተጫረቲ ሰነድ ጨረታ ብክልተ ፖስታ ዋናን ቅዳሕን ነንበይኑ ብዝተዓሸገ ፖስታ ከቅርቡ ይግባእ

9 እቲ ቢሮ ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 44 40 35 65

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo