1 ተጫረቲ በቲ ዘፈር ፍቃድ ንግዲ ዘቅርቡን ናይ 2017 ዓም ፍቃድ ንግዶም ዝሐደሱ ክኮኑ አለዎም
2 ተጫረቲ ኣብ ዘፈር መቅረባይነተ ዝተመዝገቡን ናይ 2017 ዓም ፍቃድ ንግዲ ከቅርቡ ዝክእሉ
3 ተጫረቲ በቲ ዘፍረ ፈቃድ ንግዲ ዘቅርቡን ናይ 2017 ዓም ፈቃድ ንግዶም ዝሐደሱ ክኮኑ አለዎም
4 ተጫረቲ አብ መቅረባይነት ዝተመዝገቡን ናይ 2017 ዓም ዝተሐደሰሰ ከቅረቡ ዝክእሉ
5 ተጫረቲ ናይ ከፈልቲ ግብሮ መለለይ ካርዲ ወይ እዉን ቲን ናመበር ከቅረቡ ዝክእሉ
6 ተጫረቲ ተወሳኪ እሴት ታክስ ተመዝገብቲ ዝኮኑንን ቅዳሕ ምስክር ወረቀት ተወሳኪ እሴት ታክስ ከቅርቡ ዝክእሉ
7 መከበሪ ጨረታ አብ ሕድሕድ ዘፈር ብጥረ ገንዘብ 10000 ቅርሺ ወይ ብዝተረጋገፀ ቼክ ወ እዉን ብስፒኦ ከትሕዙ ዝክእሉ
8 ሰዓራይ እቲ ጨረታ ተጫረቲ ዉዕሊ ንክአስሩ ምስ ተአወጀ ኣብ ዉሽጢ 3 መዓልቲ ቀሪቦም ናይ ዝሰዓርዎ 10 ሚእታዊ መከበሪ ዉዕሊ ብምሓዝ ዉዕሊ ናይ ምእስር ጉቡ አለዎም
9 ሰዓራይ እቲ ጨረታ መፅዓንን መራገፍን ሓዊሱ ብናይ ባዕሎም መጎዓዝያ ንብረት ናብ ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶት ትልምን ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ማይቅነጣል ኣታዊ ክገብሩ ዝከእሉ
10 ተጫረቲ ዝተዳለወ ሰነድ ጨረታ ነናባዕሎም ዘፈር ካብ 13/2/2017 ዓም ክሳብ 28/2/2017 ዓም ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶት ትልምን ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ማይቅነጣል ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ምምሕዳር ንብረተን ክፍሊ ቁፅሪ 1 ዘይምለስ 50 ቅርሺ ብምክፋል ምዉሳድ ይክእሉ
11 እቲ ጨረታ 28/2/2017 ዓም ሰዓት 4:00 ተዓፅዩ በቲ ዕለት 28/2/2017 ዓም ሰዓት 4:30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ኣብ ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶት ትልምን ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ማይቅነጣል ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ምምሕዳር ንብረተን ክፍሊ ቁፅሪ 1 ይክፈት
12 ቤት ፅሕፈትና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ
ንተወሳኪ ሐበሬታ 0914754943 0920859580