ቢሮ ሕርሻን ገጠር ልምዓትን ክልል ትግራይ ቀፂሉ ዝተዘርዘረ ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቅሑት ብፕሮፎርማ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ

ቢሮ ጉ/መ/ስ ክልል ትግራይ ንቢሮና ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ሕትመት ስራሕቲ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ስለ ዝደሊ ክትወዳደሩ እትደልዩ ክትወዳደሩ ንዕድም

ንቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ መኪና ስፔር ፓርት ክትዕድግ ስለ ዝደለየ ክትወዳደሩ ይዕድም

ሓፈሻዊ ሆስፒታል ካሕሳይ ኣበራ ሑመራ ኣበ 2012 በጀት ዓመት ኣብ 3ይ ዙር ዕደጋ ነቲ ሆስፒታል ግልጋሎት ዝዉዕሉ መሳርሒ ኤሌክትሪክ ፣ ሕትመት ፣ መሳርሒ ፅሕፈትን ፣ ፅገና መኪናን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ኣብ ቢሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ትግራይ ን ኣጎልግሎት ቢሮ ማይ ሃፍቲ ክልል ትግራይ ዝዉዕሉ ናይ መሳርሒ ፅሕፈት ፣ ኣቅሑት ፅሬት ፣ ኤሌክትሮኒክስ፣ ናዉቲ ቢሮ ፣ መማላክዒ መኪና ፣ ናይ መኪና ባትሪ፣ ናይ መኪና ጎማን ናይ 2012ዓ/ም በጀት ዓመት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ ሕጋዉያን ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድም

ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት መስተ ማይ ከተማ ሽረ እነዳስላሴ ስዒቦም ንዝተገለፁ ንብረታት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ዝተፈላለዩ መጠን ዘለዎም ፓምፕታት መለዋወጢ ኣቅሑት ኤሌትሪክ፣ ዝተፈላለዩ መጠን ዘለዎም HPDE ን GI ቱቦን መጋጣጠምን ፣ ኣቅሑት ላብራቶሪ ክሎሪንን ካልኦትን

ቢሮ ሕርሻን ገጠር ልምዓትን ክልል ትግራይ ቀፂሉ ዝተዘርዘረ ኣቅሑት ማለት እዉን ናይ ቢሮና ካፍተርያ ክራይ ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ስለ ዝደለየ ክትወዳደሩ ይዕድም

ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ማይን ፍሳስን ወረዳ ጣንቃ ኣበርገለ ከተማ የጭላ ካብ 2012 ዓም ዝተፈላለዩ ናይ ማይ ትቦታትን መገጣጠምን ፣ ቆፀርትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ከዕድግ ይደሊ

N/R EthioTelcome invites all interested and Eligible bidders for the procurement of construction of Fence MASG 02,03,06 (lot01) , MASG(lot 02) 07.08.13 and MASG 14,18, 19,21 (lot 03) in Mekelle

ቤት ፅሕፈት ቤት ምኽሪ ክልል ትግራይ ኣብ ቤት ፅሕፈትና ዝርከብ ንሳልሳይ ግዜ ብዘዉፀእናዮ ፕሮፎርማ ብምዕዳም ሳዕሪን ተክልን ማይ ቦጥ ምስታይ ክሳብ ሰነ 30/2012 ዉዕሊ ንምእሳር ስለዝደለየ ክትወዳደሩ ንዕድም