ኣብ ቢሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ትግራይ ን ኣጎልግሎት ቢሮ ማይ ሃፍቲ ክልል ትግራይ ዝዉዕሉ ናይ መሳርሒ ፅሕፈት ፣ ኣቅሑት ፅሬት ፣ ኤሌክትሮኒክስ፣ ናዉቲ ቢሮ ፣ መማላክዒ መኪና ፣ ናይ መኪና ባትሪ፣ ናይ መኪና ጎማን ናይ 2012ዓ/ም በጀት ዓመት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ ሕጋዉያን ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድም

ቢሮ ማይ ሃፍቲ ክልል ትግራይ

1 ናይ ዘመኑ ግብሪ ዝከፈሉሉ ዝተሓደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ፣ ቲን /TIN/ : መቅረባይነት ሰርተፊኬት : VAT ተመዝገብቲ ን ባት ዲክልሬሽን ናይ ጥቅምቲ ወርሒ 2012 ዝገበረ እዚ ዝቀረበ ዲክሜንት ነኒበይኑ ኮፒ ተገይሩ ግልፂ ኮይኑ ዝረአ ክከዉን አለዎ

2 በዚ መስረት ዝተዳለወ ስፔስፌክሽን ካብ መደበኛ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንስን ንብረት ምም/ርን ካብ ጨረታ ዝወፀሉ 08/04/2012 ዓ/ም ጀሚሩ ክሳብ 29/04/2012 ዓ/ም ኣብ ዘሎ ግዜ ዘይምለስ 50 ብር ብምክፋል ጨረታ ሰነድ ምዉሳድ ይከኣል

3 ናይ ጨረታ መኸበሪ መሳርሒ ፅሕፈት 3000 ቅርሺ  ፣ ኣቅሑት ፅሬት 2000 ቅርሺ ፣ ኤሌክትሮኒክስ 5000 ቅርሺ ፣ ናዉቲ ቢሮ  4000 ቅርሺ ፣ መማላክዒ መኪና3000 ቅርሺ  ፣ ናይ መኪና ባትሪ 5000 ቅርሺ ፣ ናይ መኪና ጎማ 10000 ቅርሺ ከትሕዝ ዝኽእል

4 ጨረታ ዕለት 29/04/2012ዓም ሰዓት 3.00 ናይ ቅድሚ ሰዓት ተዓፅዩ ዕለት 29/04/2012 ዓም ሰዓት 3.30 ኣብ ቅድሚ ተጫረቲ ወይድማ ሕጋዊ ወኪላት ኣብ ዘለዉዎ ይክፈት

5 ተጫረቲ ናይ ጨረታ ሰነድ ኦርጅናል ምስ ኮፒ ሰነድ ብፖስታ ዝተዓሸገ ከቅርብ ዝክእል

6 ቢሮና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

7 ኣድራሻና ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ትግራይ ቢሮ ማይ ሃፍቲ መደበኛ ንኡስ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ እዩ

ንተወሳኪ ሐበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0344403656

ናይ ጨረታ መዕፀዉን ምክፍትን በዓል እንተዉዒሉ ኣብ ዝቅፅል ናይ ስራሕ መዓልቲ ይከዉን

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo