ቢሮ ጉ/መ/ስ ክልል ትግራይ ንቢሮና ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ሕትመት ስራሕቲ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ስለ ዝደሊ ክትወዳደሩ እትደልዩ ክትወዳደሩ ንዕድም

ማሕበር መናእስይ ትግራይ

1 ተወዳደርቲ ካብ 09/04/2012 ዓ/ም ክሳብ 41/04/2012ዓ/ም ናይ ስራሕ ሰዓት ዝርዝር ስፔስፊኬሽን ካብ ቢሮ ቁፅሪ 23 ምዉሳድ የካኣል

2 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 14/04/2012 ሰዓት 3፡30 ተዓፀዩ ሰዓት 4፡00 ይክፈት

3 ተወዳደርቲ ናይ 2012ዓ/ም ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ቲን ናምበር መቕረባይነትን ኮፒ ከቅርቡ ኣለዎም

4 ቢሮ ዝሓሸ  መማረፂ እንተረኪቡ እቲ ብሮፎርማ ብመሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo