ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ ንቤት ፅሕፈት ቲሓር ፣ ስ/ሰርቪስ ግልጋሎት ከ/መቀለ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ኤሌክትሮኒክስ ግዚኢት ካብ ሕጋዉያን ነጋዶ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክንዕድግ ንይደሊ

ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ ነቲ ተጠቂሱ ዘሎ ሕትመት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክረክብ ይደሊ ስለዚ በቲ ዘርፊ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም ነጋዶ ክትወዳደሩ የዕድም

ቤት ፅሕፈት ርእሰ ምምሕዳር ዳይሬክተር ዕደጋን ፋይናንስን ንብረት ምምሕዳር ንቤት ፅሕፈት ርእሰ ምምሕዳርን ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቅሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

በዓል መዚ ልምዓት እቶት ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ መኪና ስፔር ፓርት ክዕድግ ስለዝደለየ ብዝሓተትናዮ መሰረት ኣብ ታሕቲ ቀሪቡ ዘሎ ብፕሮፎርማ ክትወዳሩ ይዕድም

ሆስፒታል መቐለ ቆርቆሮ ብቆርቆሮ ገዛ ፣ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ በዚ መሰረት ኣብዚ ክትወዳደሩ እትደዩ ሕጋዉያን ነጋዶ ንክትወዳደሩ ይዕድም

ቢሮ ማይ ሃፍቲ ክልል ትግራይ ኣብ ታሕቲ ተዘርዝሮም ዘለዉ ናይ ትርጉም ስራሕቲ ንተርጎምቲ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ከተርጉም ይደሊ፡፡

ኢንተርፕራይዝ ስራሕቲ መንገዲ ክልል ትግራይ ዉሽጢ ዝርከብ ዝተቃፀለ ዘይቲ ስለዘሎ ክትጫረቱ እትደልዩ ናብ ደጋፊ ከየዲ ስራሕ ዕደጋን ምምሕዳር ንብረትን ብምምፃእ ክሳብ ዕለት 14/06/2012ዓ/ም ሰዓት 5፡00 ቅ/ሰዓት እቲ እትጫረትዎ ዋጋ መሊእኩም ክተቅርቡ ንዕድም

ኢንተርፕራይዝ ስራሕቲ መንገዲ ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ተዘርዚሩ ዘሎ ንብረት ናይ ህንፃ መሳርሒ መቕረብቲ ኣቅሑትብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ኢንተርፕራይዝ ስራሕቲ መንገዲ ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ተዘርዚሩ ዘሎ ንብረት ናይ ስፔር ፓርት መቕረብቲ ኣቅሑትብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ክፍለ ከተማ 1ይ ወያነ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ንናይ ቤት ፅሕፈት ጥዕና ዝተፈላለዩ ኣቁሑ ጉዳይ መናእሰይ ንናይ ስፖርታዊ ዉድድር ግልጋሎት ዝዉዕል ከገዝእ ስለዝደለየ ሕጋዉያን ትካላት ክትወዳደሩ ይዕድም