መባእታዊ ሆስፒታል ዓዲ-ጉዶም መሳርሒ ፅሕፈት ፣ ኣቅሑት ፅሬት ፣ ኣቅሑት ሕትመት ፣ ኣቅሑት ኤሌክትሪክ ፣ ኮፓታትን ኣንሶላን ብጃማ ተወዳዲሩ ከቅርብ ዝክእል

መባእታዊ ሆስፒታል ዓዲጉዶም

1 ዝተሓደሰ ናይ 2012 ዓ/ም ፍቃድ ንግዲ ዘለዎም

2 መለለይ ቁፅሪ ከፋላይነት ግብሪ ዝተመዝገበ ምዃኑ ምስክር ወረቀት ከቅርብ ዝኽእል

3 ዝተሓደሰ መቅረባይነት ወረቀት ምስክር ከቅርብ ዝኽእል

4 ተወሳኪ እሴት ታክስ ዝተመዝገበ

4 ሰነድ ጨረታ ዝረከበሉን ወይ ዝሽወጠሉ ቦታ መባእታዊ ሆስፒታል ዓዲ-ጉዶም

5 ሰነድ ጨረታ መግዝኢ ናይ ሐደ ዓይነት ዋጋ ዝክፈል 50 ቅርሺ ናይ ዉሕስና መክበሪ ጨረታ ድማ ብተመሳሳሊ ከምኡ ናይ ሐደ ዓይነት 2000 ቅርሺ

6 ካብ15/07/2012 ዓ/ም ጀሚሩ ክሳብ 23/07/2012ዓ/ም ሰነድ ጨረታ ምውሳድ ይከኣል። ሳንዱቅ ጨረታ 23/07/2012 ዓ/ም ሰዓት 3:30 ተዓፅዩ ኣብ ተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 4:00 ይክፈት

7 እቲ ጨረታ ተጫረቲ ወይድማ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይኽፈት። ብዘይ ምርካቦም ከይዲ ጨረታ ኣይተኣጓገልን።

8 ጨረታ ዝካየደሉ ቦታ ኣብ መባእታዊ ሆስፒታል ዓዲጉዶም

9 እቲ ቤት ዕዩ ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብኽፋል ናይ ምሰራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ።

10 ኩሉ ሰነድ ፋይናንሻልን ነንበይኑ ዋናን ቅዳሕን መሊእኹም ብዝተዓሸገ ፖስታ ክተቅርቡ ኣለኩም።

11ድሕሪ ቅሬታ 3ተ ናይ ስራሕ መዓልቲ ሰዓራይ ኣካል ጨረታ ካብ ዝሰዓረሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ውሽጢ 3ተ ናይ ስራሕ መዓልታት ውዕሊ ክኣስር ኣለዎ።

12 ሰነድ ጨረታ ወይ ስፔስፊኬሽን ስርዝ ድልዝ እንተሃልዩዎ ካብቲ ጨረታ ወፃኢ ይኸውን።

13 ሰዓራይ ጨረታ ሰዓራይ ምዃኑ ካብ ዝተነገረሉ ዕለት ጀሚሩ ውዕሊ መኸበሪ ከትሕዝ ኣትሒዙ ድማ ኣብ ውሽጢ 7 መዓልቲ ንብረት ብናይ ባዕሉ መጎዓዝያ ናብ መባእታዊ ሆስፒታል ዓዲጉዶም የረክብ።

ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0946-793588/0914-482579 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል።

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo