ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን ገ/ስላሴ ኣስጎዶም ዕዳጋ ሓሙስ ኣብ በጀት ዓመት 2012ዓ/ም ባህርዛፍ ብፕሮፎርማ ኣወዲሩ ክገዝእ የደሊ

ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን ገ/ስላሴ ኣስገዶም

1 ናይ 2012ዓ/ም በቲ ዘርፊ ዝተሓደሰ ንግዲ ፈቃድ

2 ናይ ግብሪ ከፋላይ መለለይ ቁፅሪ ቲን ናምበር

3 ናይ መቅረባይነት ሰርተፊኬት መረዳእታ

4 ናይ 2012ዓ/ም ዝተሓደሰ ናይ ልምዓት

5 እቲ ጨረታ ካብ ዕለት 15/07/2012ዓ/ም ክሳብ 17/07/2012ዓ/ም ይፀንሕ

6 እቲ ጨረታ ዕለት 18/07/2012ዓ/ም ሰዓት 4፡00 ይክፈት

7 ኮሌጅና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ብከፊል ይኩን ብሙለእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ሕልዉ እዩ

ንዝበለፀ ሓበሬታ 03 47 73 02 11 ምሕታት ይምልከት /09 12 94 65 12

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo