ለ 2ተኛ ግዜ የወጣ ግልፅ የጨረታ ማስታወቅያ የኢትዮጵያ መንገድ ፈንድ በትግራይ ክልል ለሚገኙ የገጠርና ከተማ የመንገድ ኤጀንሲዎች ለመንገድ ጥገና የ2012 ዓመት በጀት የመደበ ሲሆን ከዚሁ ከተመደበው በጀት ውስጥ ለመንገድ ኤጀንሲዎች የሚሠት የመንገድ ጥገና ሥራ የኮንሰልታንሲ ሰርቪስ ግልፅ ጨረታ አጫርቶ ለኢትዮጵያ መንገድ ፈንድ እንዲያቀርቡ የትግራይ ክልል ኮንስትራክሽን መንገድ ትራንስፖርት ቢሮ ዳይሬክቶሬት ዳይሬክተር መንገድ ልማትና አስተዳደር ከኢትዮጵያ መንገድ ፈንድ ፅ/ቤት በተሰጠው ሙሉ ውክልና መሠረት ከዚህ በታች የተዘረዘረውን መስፈርት ማሟላት የሚችሉ ሁሉ በግልፅ ጨረታው መሳተፍ ይችላል፡፡

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ክፍለ ከተማ ኩሓ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ፣ ሕትመት፣ ፅሬት ኣቕሑት፣ ኤሌክትሮኒክስ፣ ፈርንቸርን ናይ ሞተር ሳይክል መለዋወጢ ስፔርን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፤

ቤት ፅሕፈት ኮንስትራክሽን መንገድን መጓዓዝያን ወረዳ ራያኣላማጣ ከይዲ ስራሕ መንገዲ ምዕባለ ኣብ ወረዳ ራያ ኣላማጣ ኣብ ዓዲ ፈለስቲ ናብ ዓዲ ኩሉ ዝስራሕ ሓድሽ መንገዲ ኣብ ናይ 2012ዓ/ም በጀት ዓመት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ

ቤት ፅሕፈትን ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ላዕላይ ኣድያቦ ከ/ስ/ዕ/ፋ/ምም/ር/ን ቀፂሉ ዝተዘርዘረ ንብረት ( መድሓኒት ) ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ክልተ ኣዉላዕሎ ኣብ በጀት ዓመት 2012 ዓ/ም ንወረዳና ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ህንፃ መሳርሒ ኣቅሑት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፤

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ ን ቤት ፅሕፈት ማፋክቸሪንግ ከ/መቀለ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ሕትመት ግዚኢት ካብ ሕጋዉያን ነጋዶ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክንዕድግ ንይደሊ

ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ክልል ትግራይ ደጋፊ ከይዲ ስራሕ ፋይ/ዕደ/ንበረትን ምምሕዳርን ካብ ናይ መደባኛ በጀት ናይ መኪና መጋያየፅን ስፔር ፓርትን ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ኣካዳሚ ኣመራርሓ መለስ ዜናዊ ክ/ትግራይ ዳ/ዕ/ፋይናነስን ቀፆሎም ዝተዘርዘሩ ኣቁሐት 1ናይ ህንፃ መሳርሒ ኣቅሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ፣

ኢንስቲትዩት ምርምር ጥዕና ክልል ትግራይ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሒ ኣቅሑት ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ

ቢሮ ቴክኒክን ሞያን ትምህርትን ስልጠናን ክልል ትግራይ ዝተፈላለዩ ናይ መኪና ስፔራት ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ ስለዚ አብዚ ጨረታ ክትወዳደሩ ትደልዩ ነጋዶ ዝስዕብ ረቋሒ ክተማልኡ ይግባእ