ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶት ምም/ር ፋይናንስ ወ/ራያ/ጨርጨር ን ቤት ኣብያተ ፅሕፈት ዝዉዕሉ ፣ መሳርሒ ፅሕፈት ፣ ኣቅሑት ፅሬትን፣ ኤሌክትሮኒክስን፣ ስፔር ፓርት መኪና ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ስለዝደለየ እዞም ኣብ ታሕቲ ዝተዘርዘሩ ረቃሕታት እተማልኡ ነጋዶ ንክትወዳደሩ ንዕድም

ቤት ማዛጋጃ ክ/ከተማ ዓይደር ከይዲ ስራሕ ትልምን በጀትን ዕደጋ ንብረትን ፋይናንስን ኣብ ክ/ከተማ ዓይደር አቅሑት ኤሌክትሪክ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ቤት ማዛጋጃ ክ/ከተማ ሓድነት ኣብ ክ/ከተማ ሓድነት ዘሎ ሓድሽ ሚድያን ንምስራሕ ንዝተወደቡ መናእሰይ ዘገልግል ናይ ህንፃ መሳርሒ ኣቅሑት ብግልፂ ጨረታ አወዳዱሩ ክዕድግ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶት ምምሕዳር ፋይናንስን ከ/ስ/ዕ/ፋይ/ምም/ርን ወ/ኣበርገለ የጭላ ናይ ዝተፈላለዩ ቤ/ፅ/ታት መካይን መስርሒ ኢድ ዋጋ ጋራጅ ፅገና ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ማሕበር ልምዓት ትግራይ ኣብ ዝተፈላለዩ ኣብያተ ትምህርቲ School Computer net work installation ስራሕቲ ንምስራሕ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲራ ክተስርሕ ስለዝደለየት ነዞም ኣብ ታሕቲ ዝተረዝረዘሩ ረቃሕታት እተማልኡ ክትወዳደሩ ትዕድም

ኣብ ቢሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ትግራይ ንቢሮ ማይ ሃፍቲ ክልል ትግራይ ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቅሑት፣ ን 2013ዓ/ም በጀት ዓመት ብግልፂ ጨረታ ኣጫሪቱ ንምግዛእስለዝደለየ ብዛዕባ መለክዕታት ዘማልኡ ሕጋዉያን ትካላት ነጋዶ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ከገዝእ ይደሊ

ቢሮ ማይ ሃፍቲ ክልል ትግራይ ነዞም ኣብ ታሕቲ ተዘርዚሮም ዘለዉ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቅሑት ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ስለዚ በቲ ዘርፊ ሕጋዊ ንግዲ ፍቓድ ዘለኩም ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድም

ቢሮ ማይ ሃፍቲ ክልል ትግራይ ነዞም ኣብ ታሕቲ ተዘርዚሮም ዘለዉ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ስለዚ በቲ ዘርፊ ሕጋዊ ንግዲ ፍቓድ ዘለኩም ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድም

ቢሮ ማይ ሃፍቲ ክልል ትግራይ ነዞም ኣብ ታሕቲ ተዘርዚሮም ዘለዉ ግልጋሎት ካፍተርያ ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ግልጋሎት ክርክብ ይደሊ ስለዚ በቲ ዘርፊ ሕጋዊ ንግዲ ፍቓድ ዘለኩም ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድም

ኢንተርፕራይዝ ስራሕቲ መንገዲ ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ተዘርዚሩ ዘሎ ንብረት ናይ መኪና ዘይትን ቅብኣትን ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ከዕድግ ስለ ዝደለና ሕጋዉያን ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድም