ኣብ ምምሕዳር እንዳባፃሕማ ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ማይን ፈሳስን ከተማ ዕድጋ ዓርቢ ኣብ 2016 ዓም በጀት ዓመት ኣገልግሎት ዝዉዕሉ ትቦ ማይን መገጣጠሚኡን : መሳርሒ ፅሕፈት : መሳርሒ ፅሬት :ኣቅሑት ቢሮ ኦፊስ ፈርኒቸር : ኤሌክትሮኒክስ : ሞተር ሳይክል : መለዋወጢ ኣቅሑት ስዊች ቦርድ : መትሓዚ ካዝና ገንዘብን ካልኦትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ወርዒ ለከ ቤት ፅሕፈት ማይ ግልጋሎት ከተማ ዕዳጋ ዓርቢ

1ናይ 2016 ዓም ፍቃድ ንግዲ ዝተሐደሰ ሕጋዊ መቅረባይነት ወረቀት ምስክር ከቅርብ ዝክእል

2 ፍቃድ ንግዲ ምዝገባ ተወሳኪ እሴት ታክስ ተመዝጋቢ ዝኮነን መለለይ ግብሪ ከፋላይነት ምስቲ ሰነድ ጨረታ አታሓሒዙ ከቅርብ ዝክእል

3 ዝሰዓሮ ንብረት ናብ ቤት ፅሕፈት አገልግሎት ማይን ፈሳስን ከተማ ዕድጋ ዓርቢ በዓሉ ተጫራቲ ብናይ ባዕሉ መገዓዝያ ከቅርብ ዝክእል

4 ተጫረቲ ሰነድ ጨረታ ሓፈሻዊ ዋጋ ተወሳኪ እሴት ታክስ ሓዊሱ ብምምላእ ብዝግባእ ኣብ ፖስታ ብምዕሻግ ነቲ ጨረታ ተባሂሉ ናብ ዝተዳለወ ከእትዉ አለዎ

5 ጨረታ ኣብ አይር ዝፀንሐሉ እዋን ንተከታታሊ 15 ናይ ስራሕ መዓልቲ ይከዉን

6 ጨረታ ምስተከፈተ ንተከታታሊ ኣብ ዉሽጠ 10 ናይ ስራሕ መዓልቲ ዉዕሊ ክኣስረ ዝክእል

7 እቲ ጨረታ ከዛብዕ ዝፈተነ ካብ መቅረባይነት ወፃኢ ኮይኑ ዘትሓዞ መከበሪ ጨረታ ይዉረስ

8 ተጫረቲ ዝሐሸ ዋጋ ፅሬት ዘለዎ ዘቅረበ ተመራፅነት አለዎ

9 ተጫረቲ ድሕሪ ጨረታ ምክፋት ለዉጢ ክገብሩ ወይ ዓርሶም ካብ ጨረታ ከግልሉ ኣይክእሉን

10 ሰነድ ጨረታ ዘይምለስ 200 ቅርሺ ብምክፋል ካብ 5 /6/2016 ዓም ጀሚሩ ካብ ቤት ፅሕፈት ማይን ግልጋሎት ከተማ ዕድጋ ዓርቢ ቢሮ ቁፅሪ 2 ምዉሳድ ይክእሉ

11ናይ ጨረታ መከብሪ 10000 / ዓሰርተ ሽሕ ቅርሺ /ብጥረ ገንዘብ ወይ ብባንኪ ዝተረጋገፀ ሰርቲፋይድ ቼክከትሕዙ ዝክእሉ

12 ተጫረቲ ዝሰዓሮ ንብረት ዉዕሊ ምስ ኣሰሩ ኣብ ዉሽጢ 5 ናይ ስራሕ መዓልቲ ግዘ ኣታዊ ይገብር እንተዘይገይሮም ዘትሓዝዎ መከበሪ ዉዕሊ ይዉረስ

13 እቲ ጨረታ ዝብቃዓሉ መዓልቲ 25/6/2016 ዓም ሰዓት 8:30 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 9:00 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወክለቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት ኮይኑ ግና ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኪላትም እነተዘይተረኪቦም ቤት ዕዩና ጨረታ ፖስታ ምክፋት መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

14 ርክክብ ዝግበረሉ እዋን ዉዕሊ ካብ ዝተኣሰረሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ቤት ፅሕፈት ማይ ግልጋሎት ከተማ ዕደጋ ዓርቢ ይከዉን

15 ተጫረቲ ኣብ ዘቅርበዎ መወዳደሪ ሰነድ ሽሞም ክታምን ማህተምን ኣድራሻኦምን ክፅሕፉ አለዎም

16 ቤት ፅሕፈት ካም ኣድላይነቱ በዝሒ እቲ ኣቅሐ ክሳብ 25 ሚእታዊ ክዉስክ ወይ ክቅንስ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

17 እቲ ጨረታ ዋናን ቅዳሕን ኣብ ክልተ ፖስታ ተዓሺጉ ክቀርብ ይግባእ

18 እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስረዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንተወሳኪ ሐበሬታ 0924220823 / 0914749593

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo